ምምሃር ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ክትክእሉ
ምስ ምስ L'Oiseau Lire
ኣዳላዊ L'Oiseau Lire ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un moisምስ ቋንቋ ፈረንሳን/ወይ መሰረታዊ ክእለታትን ዝቃለሱ ውልቀሰባት ክፉት ክፍልታት: ንባብ፣ ምጽሓፍ፣ ስነ-ቁጽሪን ዲጂታላዊ ምጽሓፍን ምንባብን።
ትምህርቲ ብውልቂ ወይ ካብ 2 ክሳብ 12 ሰባት ብጉጅለ ዝውደብ ኮይኑ፡ ኣብ ሰሙን ካብ 4 ክሳብ 6 ሰዓታት ዝካየድን ኣብ መዓልታዊ ህይወት ኣርእስታት ዘተኮረን እዩ።
ኣብ ሓያሎ ከተማታት ሜዶክ ክፍልታት ኣለዉ፤ Castelnau-de-Médoc,ካስተልኒ ደ ሜዲክ Hourtin, ሆኡርቲን Lacanau, ላካኡና Lesparre-Médoc, ለስፐራ ሜዶች Macau, ማኩዋ Margaux-Cantenac, ማርጓ ሰንተና Pauillac et Saint- Laurent-Médoc. ፓዉላክኤ ሳንት መኣዶክ
ናይ ክፍሊ መዓልታትን ሰዓታትን ከከም ከተማ ይፈላለ እዩ።
ምፍላጡ ዘገድስ ትምህርቲ ቅድሚ ምጅማር፡ ቆጸራ ክትሕዙ ኣለኩም (ምስ ሰብ ምምጻእ ይከኣል እዩ ) ንነብስኻ ከተላልዩን ድሌታትኩም ክትገልጹ ምስ እትደልዩ ኣለካ። ትምህርቲ ኣብታ ኣብ ቀረባኻ እትርከብ ከተማ ክካየድ ይኽእል እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 11 Quai Paul Doumer, 33250 Pauillac, France
- 06 75 17 76 41
- contact@oiseaulire33.fr
Chargement de la carte...
22 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
diplosamተርጓሚ/ሚት
bissoተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
utilisateur_93887086ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
olga b.ተርጓሚ/ሚት
aman expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
abrhamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
hugo stéphanተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
tinlaaተርጓሚ/ሚት
vikpetrukተርጓሚ/ሚት
mariaተርጓሚ/ሚት
ok.dudula@gmail.comተርጓሚ/ሚት
katuwenkaተርጓሚ/ሚት
irynaተርጓሚ/ሚት
L'Oiseau Lireኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nalothmanተርጓሚ/ሚት