ምርካብ ዕድል ንምርካብ ትምህርቲ
ምስ ብ UniR ሓገዝ ድጋፍ ምርካብ
ኣዳላዊ UniR Universités & Réfugié.e.s ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansብውልቃዊ\ት ዝግበር ናይ ድጋፍ ሓገዝ ትምህርቲ ንምቅጻል፣ ስዴተኛታት ናይ ረፍጂ ዑቕባ ዝረኸቡ\ባ ወይ ሓተቲ ዑቕባ ምትእታው ኣብ ኣካዳሚክ ትምህርቲ ንምቅጻል
ንጥፈታት ዝካየዱ ብዝተፈላለዩ ዓይነት ኣገባብ ተመዲቦም ኣለው ::
•ድሕረ ባይታን ደረጃ ትምህርቲን ናይ መበቆል ሃገር ምፍላጥ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ ገምጋም ድምግባር
ብሓባር ኮንካ\ኪ ናይ መጻኢ ምሕንጻጽ ወይ ምምዳብ፣ ትምህርቲ ቃንቃ ፈረንሳይ ፣ ናብ ዪንቭርስቲ ንምእታው ናይ ውድድር ዶሴ ምቅራብ ፣ ናይ ሞያዊ\ት ስልጠና ኮርስ ትምህርቲ ምውሳድ
ኣብዚ መደብ ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣማራጺ ንምርካብ ኣገድስቲ ሓበሬታት ምስ ናትኩም\ክን ደረጃ ዝዛመዱ ምኽሪ ምሃብ ::
ድሕሪ`ዚ ዩኒር ምስላጥ ናይ ቤት ጽሕፈት ፣ ዶሴ ናይ ውድድር ንምድላው ፣ ንምምዝጋብ ፣ ቃል መሕትት ንምድላው፣ ሲቪ ንምጽሓፍ ::
ናብዚ መደብ ንምስታፍ ናይ ረፍጂ ወረቐት ክህልወካ\ኪ ኣለዎ፣ ን ኣብነት መከላኸሊ ናይ ሱብሲደር ወይ ናይ ሓታቲ\ት ዑቕባ ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ኣብ ፓሪስን ከባቢኣን ተቀማጢ\ት ክ\ት\ኸውን ኣለዎ\ዋ ፣ ደረጃ ትምህርቲ ናይ ዩንቨርስቲ ብውሑድ ዓቕሚ፣ ከምኡ`ውን ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ A ክህልወካ\ኪ ኣለዎ ::
ዕላማ ናይ ዩኒር እንታይ ኢዩ ?
ኣብዚ መደብ ረፍጂ ስዴተኛታት ትምህርቲ ንምቅጻል ንጥፈታት ብምድላው ናይ ሓገዝ ድጋፍ ምግባር ፣ ሓበሬታት ናይ ኪእላታት ሰብ ሞያ ምሃብ ፣ ተወሳኺ ናይ ቃንቃ ፈረንሳይ ምሃብ፣ ዩኒር ናትካ\ኪ ድሕረ ባይታኻ\ኺ ክብሪ ምሃብ፣ ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ኣብ ምውህሃድ ናይ ሓገዝ ድጋፍ ምግባር ::
ዪኒር ሓደ መደብ ናይ ሓፍሽ ጥቅሚ ኢዩ፣ ከም ኡውን ኣብ ናይ ቁጠባ ዓቢ ተራ ጽልዋ ኣለዎ ፣ በመንገዲ ናይ ትምህርቲ ናይ ዝተፈላልዩ ዓይነት ሞያዊ\ት ሓደ ዕድል ናይ ማዕጾ ክኸፈተልና ይኽእል ::
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
nour
olga b.ተርጓሚ/ሚት
alhindi nourተርጓሚ/ሚት
nalothmanተርጓሚ/ሚት
houssam kokachተርጓሚ/ሚት
aman expertተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት