ጉዳይ መፍትሒ ንምርካብ ሓገዝን ምስናይን ምንርካብ
ምስ ደስት (Dest1) ምስ ዝተባህለ መደብ፣
ኣዳላዊ Dest1 ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans
ን ዝሰማማዕን፣ እንተነውሐ ስጋብ 15 ኣዋርሕ ዝኸይድ ሓደ ናይ ምሕጋዝን ምስላይን መደብ ኣዳሊናልኩም ኣሎና።
ንዘጋጥሙኹም ጸገማትን ሽግራትን ፍታሕ ንኽንረኽበልኩም ዝዓለመ እነተኩረሉ።
- ምጉዕዓዝ ንዘጋጥሙ ዝኾኑ ይኹኑ ዓይነት ጸገማት ፍታሕ፣
- ክትፈልጥዎም ዝግበኣኩም ነገራት ክንምህረኩምን ከነሰልጥነኩምን
- ስራሕ ኣብ ምርካብ፣
- ምእንቲ እዛ ማሕበር ምጥባቕን ማሕላይን፣
- ርእሰ ተኣማንነት፣
- ንርእስኻ ምክንኻንን ምእላይን፣
- ምምስራትን ምምዕባልን መርበብ ርክባት፣
i ዝያዳ ክፍለጥ ዝግበኦ!
ኣብዚ ብምጥዋቕ rendez-vous ici. ዝያዳ ሓበሬታ ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ












