ትካል\ካ\ኪ ምምሃዝ ወይ ምፍጣር
ምስ ሲንጋ ሊል
ኣዳላዊ Singa Lille ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans
ሓደ መደብ ናይ ውልቃዊ\ት ትካል ንምውናን ንኣስታት 50 ሰባት ረፍጂ ስዴተኛታት ኣብ ሊል ን ሓፈሻዊ ከባቢ ሜትሮፖል ናይ ሊልን ተዳላዩ ኣሎ፤፣
ናይ ውልቃዊ\ት ትካል ንምዋናን መደብ ኣለኩም\ክን ፣መደብኩም\ክን ምስ ናይ ስዴተኛታት ዝዛመድ መደብ እንተ ኮይኑ ?፣ ሲንጋ ሊል ን ሓደ ዓመት ዝኸውን ድጋፍ ውልቃውን ሓፈሻውን ከተቅርበልኩም\ክን ኢያ፤፣
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ












