Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
Dispositifፈረንሳይምስ La Maison du FLE (57 - Moselle)

ምርካብ ስልጠናን ምምሕያሽን ምምዕባልን ደረጃ ክእለትኩም ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ምስ La Maison du FLE

ኣዳላዊ La Maison du FLE ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

እብ ማሕባርና La maison du FLE ከምኡ`ውን ምስ ናይ ሞያዊ ዝተኣሳሰር ንተማሃሮ ቋንቋ ፈርንሳ ፣ ንምክፋል ንምድህሳስን ፍልይ ዝበለ ሓጋዚ መደብ የዳሉ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ማሕበርና ማሕበር La maison du FLE ዘድልየኩም ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ሞያዊ ዝስልጥን ብሉይ ኣትኲሩ ንምስራሕ ዝዓለመ እዩ

ንማሕበርና፣ ን ሰልጠንቲ ኣብ መወዳእታ ናይ ስልጠና ሰርቲፊኬት የቅርብ፣(DELF, TCF, DALF, DCL)

  • ማሕበርና Maison du FLE ብተወሳኺ ፣ ንኣሰልጠንቲ ወይ ሰራሕተኛታት ብዛዕባ ኣሰራርሓኦም ክዛተዩ የኽእሎም
  • ንመሓውራት መሳርሒታት ስልጠና ንምምዕባል ይሕግዝን ማእከል ጸጋታት ትምህርቲ እውን ኣለዎን (ምስ ዘዘናግዑን ተበጻሕን መሳርሒታት FLE)
  • መዓስ አኢ ጥራይ ካብ መሓውራት ወለንተኛታት ብምስልጣን ናይ ስልጠና ናውቲ ንምፍጣርን ኣብ ጉጅለታት ፈረንሳ ኣብ ዝመሃሩ ሰባት እብ መንጎ ንምእታውን ትሰርሕ።

ከመይ ንገብሮ?

ብ ተሌፎን ምስ la Maison du FLE ርኸቡና03 87 35 22 51

ን ዝያዳ ሓበሬታ ኣብ እዚ ታሕቲ "nous contacter" (ኣብ ታሕቲ ዘሎ ፔጅ ብምጥዋቕ ርኸቡና ).ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብዚ ጠውቑ ici

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

17 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

xavidumxavidumምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
andressa bittencourtandressa bittencourtምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachተርጓሚ/ሚት
nalothmannalothmanተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
utilisateur_93887086utilisateur_93887086ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
aman expertaman expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
utilisateur_2134382utilisateur_2134382ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
olenastefurakolenastefurakተርጓሚ/ሚት
laetitialaetitiaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ