ምብርካት ወለንታዊ ኣገልግሎት
ምስ ምስ Causons
ኣዳላዊ Causons ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуወልንተኛ ምዃን ኣብ Causons ኮዞን፣ ምእንቲ ምስታፍን ምስ ማሕበር ኣብ መዓልታዊ ናብራ ምብርካት ምርኻብ ምስ ሓንቲ ዓባይ ስድራ ንማንም ሰብ ዋጋ ናይ ክብሪ ምሃብ
ወልንታዊ እንተኴንኩም ክትገብርዎ ዝግብእ ነገርራት
-ምውዳብ በዓላት ናይ ክልተ ባህልን ሕብረተ ሰብን
ን-ሓደ ወይ ሓንቲ ካብ መምሃራን ምሕጋዝ ደገፍ ምግባር
-ምስታፍ ኣብ ምርድዳእን ዝርርራብን ኣብ ወሽጥን ወጽእን ናይ ማሕበር
ማሕበርና፣ ብተወሳኺ ምልውዋጥን ምፍጣር ምትእስሳርን ንምትብባዕ ኣብ መንጎ ባህልታት ዝግበር ንጥፈታት ብቐጻሊ ይውደብ።
Causon ካውሶንስ ንማሕበረ-ሞያዊ ውህደት ስደተኛታትን ስደተኛታትን ብቋንቋውን ኣብ መንጎ ባህልታትን ዝግበር ምልውዋጥ ዝድግፍ ማሕበር እዩ። በዚ ድማ ስደተኛታትን ስደተኛታትን መምህራን ቋንቋ ኣዲኦም ብምትሕብባር ወሃብ ይኾኑ። ሕጂ ኣብ ፓሪስን ሊዮንን ትምህርቲ ቱርኪ፡ ዓረብ፡ ፋርስ፡ ሩስያን እንግሊዝን ይወሃብ ኣሎ።
ቋንቋታት ነማዕብል፣ ባህልታት ነራኽብ!
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
17 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
andressa bittencourtምምሕዳር
utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
olga b.ተርጓሚ/ሚት
aman expertተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
utilisateur_2134382ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
abrhamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
utilisateur_66138705ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
océane-causonsኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nalothmanተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት