ታሪኽ\ ዛንታ ን ኣቆልዑት
ምስ ቪ ን ሉን

ታሪኽ\ ዛንታ ን ኣቆልዑት

ምስ 
ቪ ን ሉን

እንታይ ኢዩ?

ሓንቲ ፕላት ፎርም ብብዝሒ ቪድዮታት ዝተፋላለዩ ዓይነት ቴማ ኣርእስቲ ብዛዕባ ማሕበረዊ ሂወትን ዜግነትን ብሓባር ንምንባር ዝገልጹ መደባት ሒዛ ንኣቆልዑት ትሕቲ ዕደመ ካብ 7 ዓመት ክሳብ 12 ዘለው ዕደም ተቅርብ ፤፣

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ካብ 7 ናብ 12 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ካብ 7 ናብ 12 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ብብዝሒ ዝተፈላልዩ ቃንቃታት 

ፕላት ፎርም ቪ ን ሉን ፣ ከምኡ’ውን ብቃንቃታት እስፓኛ ን ኢንግሊዝን ዝተፈላለዩ ዓይነት ቪድዮታት ተቅርብ ፤፣ 

ስራሕ ብ ርእሰ-ምምሕዳር 

ደቅኹም\ኽን ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣማራጺ ቪድዮታት ኣለዎም\ወን ፣ካልእ ዓይነት ደገፍ፤፣ 

ንኣብነት ከም ቢ ደ ብማንሳማ ናይ ቪርቹየል ፣ ከምኡ’ውን ዝተፍላለዩ ዓይነት ብብዝሒ ቪድዮታት ደገፍ ትምህርቲ ናይ ስልጠና ቀሪቦም ኣለው፤፣ 

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ምዝገባ ኣብ ዌብ ሳይት ምስ ቪ ን ሉ ን 

ንምዝገባ ኣብዚ ዝስዕብ ሊንክ ንጠውቅ Ici!

ኣብ ጸጋም ዘሎ መጥምጠሚ ርእሲ ዝመስል ምልክት ብጫ ሕብሪ ናይ ነጻ ምኻኑ ዝሕብር ኢዩ ፤፣

ብነጻ መታን ክትምዝገቡ\ባ ኣብዚ ሊንክ ጀ ክረ ኣ ኮንት ዝብል ናይ ሕሳብ መውጽኢ ጠውቑ\ቓ ፤፣ 

ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
3 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
8እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
DIAIR

Délégation interministérielle pour l'accueil et l'intégration des réfugiés