Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃርን ምርዳእን ንትምህርቲ ምኩስኻስ

ምስ Avec Lumni ሉምኒ

Délégation interministérielle pour l'accueil et l'intégration des réfugiésኣዳላዊ Délégation interministérielle pour l'accueil et l'intégration des réfugiés ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

ሉምኒ ሓንቲ ዓምዲ ናይ ዌ ሳይት ኮይና ንተማሃሮ ንመንእሰያት ኣብ ቤት ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ ዘለው ንክምሃሩ ዕድል ትከፍት፤፣ ኣብዚ ዓምዲ መደብ ናይ ሉምኒ ንመንእሰያት ኣብ ምምዕባልን ምርዳእን ሓፈሻዊ ናይ ባህልን ሕብረተ ሰብ ናይ ዓለምን ኣብ ከባቢና ዘለው ንምርዳእን ንምፍላጥን ዕዮ-ገዛ ኣብ ምስራሕን ናይ ሓገዝ ዕድል ኣስትምህሮ ብናይ ቪድዮ መስርሕ ተቕርብ፤፣ 

ንምንታይከ የዘገድስ?

Lumni ሉምኒ ዓቢ ዕድል ብነጻ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣርእስትን ትሕዝቶን ኣስትምህሮ ስልጠና ትምህርቲ ናይ ታሪኽ ኣብ ምክሻን ብመስርሕ ናይ ቪድዮ ጌራ ተቅርብ፤፣ ኣብ ዝደለኹም እንተ ጠውቕካ ተፍላልዩ ዓይነት ትሕዝቶ ናይ ስልጠና ክትረክብሉ እትኽእሉ ባይታ የጣጥሕ።

ብሳላ ኣብዚ ዓምዲ ፎርም ብመስርሕ ናይ ቪድዮ ጌርና ዝተፍላለዩ ህልው ኩነታት ክንከታተሉ ንኽእል ፣ ነዘሎ ኩነታት ናይ መዓልታዊ ዝግበር ጸውታት ንምግንዛብ ፣ ሉምኒ ሓደ መፍትሕ ንምርዳእ ክሕግዝ ዝኽእል መደብ ተቅርብ ።

በዚ ቪድዮታት ናይ ሉምኒ ብነጻ ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም። ነቶም ቪድዮታት ንምርኣይ ስማርትፎን፣ ታብሌት ወይ ኮምፒተር ከድልየኩም እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ንቆጸራ ኣብ ዓምዲ ፎርም ናይ ሉምኒ 

ኣብዚ ጠውቕ\ቒ Cliquez ici!  

16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

simon karleskindsimon karleskindተርጓሚ/ሚት
rhamatallarhamatallaተርጓሚ/ሚት
utilisateur_39243168utilisateur_39243168ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
aman expertaman expertተርጓሚ/ሚት
houssam kokachhoussam kokachተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
yakoyakoተርጓሚ/ሚት
nalothmannalothmanተርጓሚ/ሚት
ibrahimibrahimተርጓሚ/ሚት
utilisateur_93887086utilisateur_93887086ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianne georgesmarianne georgesተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት