Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ብራሕቂ ዝግበር ዑደት ወይ ዙረት ቤተ መዘክር፣

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዳርጋ 1 heure

ከይተንቀሳቐስካ ብራሕቂ ዝግበር ዑደት ወይ ዙረት ቤተ መዘክር ግበር፣

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 9 jours

እንታዩ’ዩ ?

ብኮምፒተርን ተሌፎንን ታብሌትን ብምጥቃም፣ ካብ ገዛኻ ከይተንቀሳቐስካ ብራሕቂ ዝግበር ዑደት ወይ ዙረት(ማንዛኣዊ ወይ ቪርቹወል) ናይ ዓለም ቤት መዘክር ዑደትን ምድህሳስን ምግባር። ፣ እቶም ዝዓበዩ ቅርስታት ሌላ ንምግባር ንምፋልጥ ከም ምስጢር ኣይትሓዙን ኢዮም ንዓኻትኩም

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ ቤት መዘክር ዝርከቡ እቶም ናይ ዓለምና ውርያት ዝኾኑ ፍሉጣት ኣዝዮም ጽቡቓት ቅርስታት ኣብ ገዛ ኮንካ ምድህሳስን ሌላ ምግባርን ይከኣል ኢዩ ፤፣

ናብ ኒው ዮርክ ንምኻድ ወይ ናብ ሎንደን ከምኡ’ውን ናብ ፓሪስ ትኬት ናይ ኣየር ምግዛእ ኣይድለን ኢዩ።

ወይ መእተዊ ትኬት ምግዛእ ኣይድልን ኢዩ መእተዊ ብነጻ ኢዩ ፤

ሕብሪ፣ ቅርጻቅርጺ፣ ስነ ጥበብ(ኣርት ዲዛይን) ፣ስነ- ጥንቲ ፣ ሳላ ብመንገዲ ብራሕቂ ብቪድዮ ዝግበር ዑደት(ማንዛኣዊ ወይ ቪርቹወል) ኣብ ገዛ ኮንኩም ዑደት ብምግባር ናይ ቀደም ታሪኽን ናይ ካልእ ዓለም ባህሊ ክትድህስስ ትኽእል

ከመይ ንገብሮ?

ካብቶም ኣብ ዓለም ዘለዉ ኣዝዮም ፍሉጣት ቤተ መዘክራት ብብዝሒ ዑደት ዝግበሩ ቤተ መዘክራት ምብጻሕ ወይ ዑደት ግበሩ ድህሰሳን ሌላን ምግባርን፣

ኣብዚ ጠውቕ\ቒ Cliquez ici!

ኣብ ኒው ዮርክ ዝርከብ ውሩይ ዝኾነ ቤት መዘክር ኤም ኦ ኤም ኣ ብምኻድ ብመንግዲ ብራሕቂ ዙረት(ማንዛኣዊ ወይ ቪርቹወል) ድህሰሳ ምግባር፣

ኣብዚ ሊንክ ጠውቕ\ቒ Cliquez ici!

ናብ ኣምስተርዳም ንምኻድ ብመንግዲ ማንዛኣዊ ወይ ቪርቹወል ድህሰሳ ንምግባር ኣብቲ ውሩይ ዝኾነ ቤት መዘክር ድ ቫን ሶ ቫን ጎግ፣

ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ጠውቑን ተወከሱን(ሊንክ) Cliquez ici!

ኣብ መበል 19 ክፍለ ዘመን ናይ ጀርመን ስነጥበብን ስነጥበበኛታትን ንምልላይን፣ ኣብ ከተማ በርሊን ዝርከብ ቤተ መዘክር ዑደት ምግባር፣

ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ(ሊንክ) ጠውቑን ተወከሱን፣ Cliquez ici!

ኣብ ከተማ ማድሪድ ዝርከብ ቤት መዘክር ናሽናል እስፓኞል ዝተባህለ እዋናዊን ዘመናዊን ቤተመዘክር ስነጥበብ ንምብጻሕ ወይ ዑደት ንምግባር፣ ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ጠውቑን ተወከሱን፥ Cliquez ici!

ናብ ሎንደን ቤት መዘክር ናሽናል ጋላሪ ዑደት ንምግባር

ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ(ሊንክ) ጠውቑን ተወከሱን፥ Cliquez ici!

ናብ ሜክስኮ ንምኻድ ሌላ ምስ እቲ ዝዓበየ ታሪኽ ዘለዎ ስነ-ጥበባዊ ፍሪዶ ካህሎ

ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ጠውቑን ተወከሱን፥ Cliquez ici!

ናብ እቲ ዓቢ ህንጻ ፓሌ ባሮክ ደ ቪየን(ኣብ ከተማ ቪየና ዝርከብ ቤተ መዘክር ማለት እዩ) ሌላን ድህሰሳን ንምግባር ፣

ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ሊንክ ጠውቑን ተወከሱን፥ Cliquez ici!

ኣብ ላዕሊ ገጽ

18 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

xavidumxavidumምምሕዳር
margotgltmargotgltምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
utilisateur_72275219utilisateur_72275219ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
shamshamተርጓሚ/ሚት
utilisateur_9287693utilisateur_9287693ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
aman expertaman expertተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
utilisateur_93887086utilisateur_93887086ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
maximseguin1996maximseguin1996ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
abrhamabrhamተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
simon karleskindsimon karleskindተርጓሚ/ሚት
nalothmannalothmanተርጓሚ/ሚት