ወለንታዊ ኣገልግሎት ንምሃብ
ምስ ምስ Benenova
ኣዳላዊ Benenova ኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 роки томуነጻ ግዜ ስለ ዘለኩምን ፣ ድሌየት ናይ ወልንታዊ ኣገልግሎት ጠቐምቲ ንሙኻን ፣ ምስ ካልእ ሰብ ብምራኻብ ቃንቃ ፈረንሳይ ንምላድ ብተግባር ንምዝራብ ይሕግዝ፣ ብጃካ`ዚ ናይ ሰብ ሞያ ቦታ ንምፍላጥ ወይ ንምድህሳስ ይሕግዝ ::
ማሕበርና ፣ ናይ ወልንታዊ ንምስራሕ ድሌየት ዘለዎ ምስ ማሕበራት ናይ ምርኻብ ሓደ ዕድል ይፈጥር ፤ ኣብ ዝተጠቕሰ : ምስ ማሕበር በኒቫ ናይ ሓጺር ግዜ ንምስራሕ ክትምዝገብ ትኽእሉ ፣ ( ሰዓታት ካብ 2 ሰዓት ክሳብ 5 ሰዓት ) ከም ድልያኩም ኣብ ዝኾነ እዋን ነጻ ግዜ ምስ ዝህልወኩም ::
ኣብ ማሕበር በነቫ ዌብ ሳይት ኢንተርነት ክጥቐሙ ደሊኹን ወይ ዝኾነ ዓይነት ንጥፈታት ናይ ስራሕ ክትሳተፉ ምስ ትድለልዩ ምስ ማሕበር ርክብ ክትገብሩ ትኽእሉ ፣ ኣብ ናቶም ቤት ጽሕፈት ቆጸራ ክትሕዙ ትኽእሉ ::
ኣገዳሲ ሓበሬታ ፍሉይ ክልእለት ወይ ሞያ ክህልወና ግዴታ ኣይኮነን ፣ ቋንቋ ፈረንሳ ዘይትዛረቡ እንተ ኮንኩም ጸገም ኣይኮነን ኣብ ቀጻሊ ምስ ካል ኦት ሰባት ብምዝራብ ልምምድ ክትገብሩ ኢኹምን ::
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
andressa bittencourtምምሕዳር
diplosamተርጓሚ/ሚት
nalothmanተርጓሚ/ሚት
alhindi nourተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
colinemተርጓሚ/ሚት
aman expertተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
utilisateur_72712685ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
areknazተርጓሚ/ሚት
benenovaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ