ብ ፖአምልዋ Pôle emploi ዝምወል ናይ ኦን ላይን ትምህርቲ ንምርካብ
ምስ ኦፐን ክላስ ሩም OpenClassrooms

እዚ ፍሉይ ብ "ርሕቐት ዝወሃብ ስልጠና እዚ (FOAD) -መፍትሒ 100% ብ ርሕቀት ", ብዝብል ዝፍለጥ ክፋሉ፣ OpenClassrooms ን Pôle emploi ብምትሕብባር ዝወሃብ ስልጠና እዩ።
እቲ ስልጠና ዝተፈላላዩ ደረጃታት የሳልየአኩም፣ካብ ቲ ተቐሪቡ ዘሎ 15 ዓይነታት ስልተና ድማ ን ኣብ ገዛኹም ብምዃን ሰዓብዎ፣ብቕዓትኩም ን ምክዕባት ፣ ነገራት ኣብ ኦን ላይን ንምሕፍታሽን ዝዓለመ ፣ ን ኣብነት:
- ናይ ቴክኒክ Technicien informatique (ብዘይ ዝኾነ ቅድመ ኹነት -ናይ ዲፕሎም )
- ኢንቱሽን ፉልስታክ Initiation Fullstack (ብዘይ ቅድመ ኹነት ናይ ዲፕሎም )
- ዳታ ኣናላይዝ Data Analyst (ናይ : Bac + 2 ወይ ናይ ሃይስኩል ትምህርቲን ፣ ናይ ሓድደ ዓመት ተመክሮ ስራሕን ፣ B2 ደረጃ ብቕዓት ነይ ፈረንሳን ይሓትት)
ናይ ኩሎም ስልተናታት ዝርዝር: https://oc.cm/oc-ref-info formations disponibles ici.
4 ኩነታት ኣለዉ
> ኣብ ፖለምፕልዋ ተመዝገቡ Pôle Emploi
> ናይ ኢንተርነት ብቑዕ ኮምፑተር ምህላው r
>ን ዕኡ ዝኸውን ግዜ ን
> ተበግሶ ምህላው
iምፍላጡ ኣገዳሲ! :
ንዝይዝዳ ሓበሬታ ? ናይ ዝቕጽል መዝገባን ካልእን ኣብዚ ብቐጥታ ብልትንካፍ et réunion d'information ici ምርኣይ ይከኣል
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ













