Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
መተግበሪምምሕዳርምስ KONEXIO (75 - Paris)

ምስልጣን ናይ ኮምፒተር ዝተኣሳሰር ተግባር

ምስ ምስ KONEXIO

Konexioኣዳላዊ Konexio ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 5 mois

እዚ መደብ ናይ ኮምፒተር ስልጠና ኮርሳት ኮይኖም ኮምፒተር ብከመይ ጌርኩምከም እትጥቀሎም ንምፍላጥ ዘኽእል እዩ።

እዞም ኮርሳት ምስ ደረጃ ነፍሲ ወከፍ ውልቀሰብ ዝሰማምዑ እዮም፤

- ንጀመርቲ፡ ኮምፒተር ከመይ ጌርካ ከም እትጥቀምን ኣብ ኢንተርነት ምድላይን ተማሃር

- ንምስላጥ ማእከላይ ደረጃ፡ ብወርድ ሰነዳት ምፍጣር

- ምዕቡል፦ ብኤክሰል ስፕረድሺት ምፍጣር፣ ብመንግስትን ሞያዊ ዓለምን ኣፍልጦ ዝረኸበ ናይ ፒክስn Pix ምስክር ወረቐት ምድላውን ምሕላፍን እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ንምኽኣል ኣብ መዓልታዊን ሞያውን ኩነታትኩም ኮምፒተር ከም እትጥቀመሉ ክትመሃሩ ትኽእሉ ኢኹል ፤ ኣብ መዓልታዊን ሞያውን ኩነታት ኮምፒተር ከመይ ጌርካ ከም እትጥቀመሉ ትመሃሩን፤

- ምምሕዳራዊ ኣገባባት ብኢንተርነት ክዛዝም ዝኽእል

- ቆጸራ ንምሓዝ ወይ ኣንፈት ንምርካብ መጽናዕቲ ምክያድ

- ከም ወርድ፣ ኤክሰል ወዘተ ዝኣመሰሉ ሶፍትዌራት ምጥቃም Word, Excel ክኽእል።

ኣብ እዋን ስልጠናታት፡ ስራሕ ንምርካብ ጉጅለታ ብቋንቋ ፈረንሳን ዝተጻሕፈ ክኸውን ዘለዎም። ኣብ ኮምፒተር ከመይ ጌርካ ሪዝዩም ትፈጥሩ ትመሃሩ ትኽእሉ ኢኹም ።

ብመንገዲ እቲ "ልዕል ዝበለ" "Avancé"ስልጠና፡ ስራሕ ንምርካብ ዝሕግዙኻ ምስ ኩባንያታት ኣብ ዝካየዱ ዓውደ መጽናዕትታት ትሳተፍ።

ምፍላጥ ዘገድስ!
ቅድሚ ስልጠና ምጅማርኩም ደረጃ ኮምፑተር ኩነታትኩም ንምፍላጥ ውልቃዊ ኣኼባ ናይ ምግባር ተኻሎ (Pix).ኣለኩም

እቶም ስልጠናታት ብደረጃታት እዮም ዝፍጸሙ: ሓደ ስልጠና ምስ ወዳእካዮ ናብ ዝቕጽል ደረጃ ክትቅጽል ትኽእል።

ከመይ ንገብሮ?

  1. ኣብ ሳይትና site internet
  2. ኣብዚ ጠውቑ "Envoyer une candidature".

ምስ ሓደ ኣባል ጋንታ ኮነክስዮ ቃለ መሕትት ብምግባር ምስ ደረጃኹም ዝሰማማዕ ስልጠና ክትመርጽ ኢኹም።

20 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

xavidumxavidumምምሕዳር
nournourምምሕዳር
utilisateur_41222952utilisateur_41222952ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
utilisateur_42995259utilisateur_42995259ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
diplosamdiplosamተርጓሚ/ሚት
utilisateur_71224930utilisateur_71224930ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
aman expertaman expertተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
delphgatdelphgatተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
jeremiepjeremiepተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
oksanka_blazeoksanka_blazeተርጓሚ/ሚት
marianne georgesmarianne georgesተርጓሚ/ሚት
nalothmannalothmanተርጓሚ/ሚት
konexiokonexioኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles