ምምስራትን ሓባራዊ ህይወትን ሌላን
ምስ ጂ ኣር ኤስ ፣ ጀነስ JRS Jeunes
ኣዳላዊ JRS France ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansመደብ JRS Jeunes ደቂ ዓዲ ፈረንሳውያን ከምኡ`ውን ስዴተኛታት ካብ ኵሉ ዜጋታት ኣብ ሓደ ጣውላ ንጥፈታት ብምድላው፣ ንምርኻብን ንምፍላጥን ይሕግዝ :: ዝዳለው ንጥፈታት ናይ ባህላዊ ፣ ማሕበረዊ ናብራ ፣ ስነ-ጥበብ ፣ ስፖርትን ካልእን ዓይነት ይዳለው:: ብማዕረ ንኵሉ ብዘይ ኣፈላልይ ይቀርቡ፣ ኣብ ቦታ ጂ ኣር ኤስ መንእሰይ ንምስታፍ ወይ ንምክያድ ዝኾነ ዓይነት ንጥፈታት፣ ኩሉኹም መርሓባ ይብል።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
20 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
nour
aman expertተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
jrsjeunesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nalothmanተርጓሚ/ሚት