ንናይ ቀረባ ተሓታቲ ምዃን
ምስ MAINtenant

ዕላማ ናይ`ዚ መደብ ብድርብ ሓገዝ ናይ ድጋፍ ምርካብ ፣ ን ኣብነት መንበሪ ገዛ ምርካብ ኣብ ማእከል መደቀሲ ናይ ኩዋልያ መቀበሊ ንስዴተኛታት ሓተቲ ዑቕባ መጽንሒ መሰጋገሪ ክሳብ ናይ ውልቃዊ መንበሪ ገዛ ምርካብ እዩ።
ተወሳኺ ኣብዚ ቦታ ናይ ዝተፈላልዩ ዓይነት ባህሊ ክንካፈሉን ፣ ኣብዚ ቦታ ድልዱል ዝኾነ ዝምድና ምፍጣርን ይከኣል። ዕላማ መደብ ናይ ሕጂ ንስደተኛታት ንምእንጋድ ምስ ሕብረተ ሰብ ሃገረ ፈረንሳ ንምውህሃድ ወይ ንምግባር ይሕግዝ ::
ኣብዚ መደብ ኣባል ብሙኻን ንሓደሽቲ ረፍጂ
ስደተኛታት ኣብ ምውህሃድን ናይ መጻኢ መደባቶም ንምህናጽ ፣ ፣
መስመር የዕሩኽ ወይ ማሓዙት ንምርካብ ምፍላጥን ኣብ ማእከል ምስ ደቂ ዜጋታት ንምህሃድ ፣ ስራሕ ንምርካብ ንእሽተይ ድፍኢት ናይ ሓገዝ ምግባር ::
መን ሓገዝ ክረክብ ይኽእል ?
ክሎም ን ስደተኛታት ኣብ ማእከል መንብሪ ኩዋልያ ዝቀመጡ ናይ ዑቕባ ዝረኸቡ ኣብዚ መደብ ተጠቀምቲ ናይ ሓገዝ ክኾኑ ይኽእሉ::
ናይ ወልንታዊ መሰረት ሓደ ሰብ ወይ መጻምድቲ ፣ ወይ ቤተሰብ ረፍጂ ስደተኛታት፣ ኣብዚ መደብ ልክዕ ከም ብልግነት ሒዞም ክተሓጋገዙ ይኽእሉ፣ ናይቲ ስደተኛ ባህሊ ፣ ድልየት ፣ ፍሉይ ነገር ኣብ መበቆል ሃገሩ ዝርከብ ፣ ከካፍል ይኽእል።
ብኸመይ መን ባሊጋ ወይ ተሓጋጋዚ ምዃን ይከኣል ?
መንእስያት ልዕሊ ዕድመ ፣ ሰብ ሞያ ፣ ማንም ሰብ ንስደተኛ ናይ ምሕጋዝ ባህጊ ዘለዎ ካብ ኵሉ ዓለም ዝምጹ\ጻ ናብዚ መደብ ንምጽንባር ድልየት ዘለዎም ይግባእ ::
ኣብዚ መእብ ዘድልዩ ወይ ዝጠለቡ ነገራት ፣ መጀመርያ ባሊጋ ንምዃን ወይ ሓገዝ ንምብርካት ድልየት ክህልው ኣለዎ ፣ ን ኣብነት ኣብ ወርሒ ብውሑድ ክልተ ሳዕ ግዜ ምርካብ ::
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
20 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ



















