ምህላው ናይ ጋዝን ኤሌክትሪክን ውዕል
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansኣብ መንበሪኻ ዘሎ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ወይ ጋዝ ክትጥቀመሉ ምእንቲ ውዕል ምህላው ኣድላዪ እዩ።
እቲ ውዕል ዝፈቅድ፤
- ገዛኻ ምስ መርበብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ወይ ጋዝ ንምትእስሳር፣
- ንኣጠቓቕማ ኤሌክትሪክ ወይ ጋዝ ዝኸውን ክፍሊት ንምድላው።
ኣገዳሲ!
ምፍላጡ ኣገዳሲ! : ኣብ ነፍሲ ወከፍ ምንቅስቓስ ድማ ሓድሽ ውዕል ምፍራም የድሊ። ድሕሪኡ ነቲ ዝሓለፈ ውዕልካ ደው ከተብሎ ("ኣቋሪጽካ") ሓድሽ ውዕል ክትመርጽ ኣለካ።
ምፍላጡ ኣገዳሲ! : ኣብ ነፍሲ ወከፍ ምንቅስቓስ ድማ ሓድሽ ውዕል ምፍራም የድሊ። ድሕሪኡ ነቲ ዝሓለፈ ውዕልካ ደው ከተብሎ ("ኣቋሪጽካ") ሓድሽ ውዕል ክትመርጽ ኣለካ።
ሓያሎ ኩባንያታት ውዕል ይህባ። “ “fournisseurs”ኣቕረብቲ ” ይበሃሉ። ንመብራህቲ፡ ጋዝ ወይ ንኽልቲኡ ዝተፈላለየ ቅድመ-ኩነት የቕርቡ።
ኣገዳሲ
ሓደ ሓደ ግዜ ምውዓይ ጋዝ “ሓባራዊ” እዩ። ኣብ ከምዚ ኩነታት፡ ነቲ ጋዝ ኣብቲ ናይ መንበሪ ክፍሊት ትኸፍሎ። ስለዚ ብስምካ ናይ ጋዝ ውዕል ምህላው ጠቓሚ ኣይኮነን።
ሓደ ሓደ ግዜ ምውዓይ ጋዝ “ሓባራዊ” እዩ። ኣብ ከምዚ ኩነታት፡ ነቲ ጋዝ ኣብቲ ናይ መንበሪ ክፍሊት ትኸፍሎ። ስለዚ ብስምካ ናይ ጋዝ ውዕል ምህላው ጠቓሚ ኣይኮነን።
ሃልኪ ኤሌክትሪክ/ጋዝካ ኣብ ብዝተተኽለ “ “compteur”, ቆጻሪ ” ይዕቀን።
ውዕል ንምፍራም እቶም ስጉምትታት እዞም ዝስዕቡ እዮም፤
- ኣቕራብን ቅድመ-ምድላውን ምምራጽ፣
- ነቲ መዐቀኒ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ወይ ጋዝ ብስምካ ንምእታው ምስቲ ኣቕራቢ ርክብ ግበር፣ ውዕል ክትከፍት ከም እትደሊ ምሕባር፣
- ነቲ ብኣቕራቢ ዝተላእከ ውዕል ፈሪሙ ንመተሓላለፊ ወይ ንኮሚሽን ቆጸራ ይሕዝ (ኣድላዪ እንተኾይኑ)።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
noorተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት