ምግባር ደሃይ ኣብ መላእ ዓለም ዘለዉ ቤተሰብኩም ብ"Rétablissement des liens familiaux"

እቲ Rétablissement des Liens Familiaux (RLF ረ ል ፍ) ሓደ መርበብ ኣካል ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኮይኑ፣ ን ብባህርያዊን ሰብ ዝሰርሖን፣ ሓደጋታት ንምህዳም ክብሉ ብዘይ ድሌቶም ፋሕፋሕ ኢሎም ደሃይ ዘጥፍኡ ቤተሰብ ንምርኻብ ዝሰርሕ ክፋል እዩ።
ኣገዳሲ!
i ንምፍላጡ ኣገዳሲ ነጥቢ!
ን ምርኻብ ዝተጣፍኡ ሰባት ዝዓለሙ 192 ዝቑጽሮም ወከልቲ ማሕበር ቀይሕ መስቀል (CICR ወይ ሲ ኣይ ሲ ኤር ) ከምኡ'ውን ኣብ 92 ሃገራትን ማሕበራትን ናይ ቀይሕ መስቀል ጨንፈራት ተዘርጊሖም ይርከቡ።
i ንምፍላጡ ኣገዳሲ ነጥቢ!
ን ምርኻብ ዝተጣፍኡ ሰባት ዝዓለሙ 192 ዝቑጽሮም ወከልቲ ማሕበር ቀይሕ መስቀል (CICR ወይ ሲ ኣይ ሲ ኤር ) ከምኡ'ውን ኣብ 92 ሃገራትን ማሕበራትን ናይ ቀይሕ መስቀል ጨንፈራት ተዘርጊሖም ይርከቡ።
ምድላይ እንተለኹም RLF ኤር ኤል ኤፍ ፣ ክሕግዘኩም ይኽእል እዩ።
- ንመቕርብኩም ንምርካብ
- ምስ መቕርብኩም ፣ ንምዝርራብን ንምርኽኻብ ወይ ምዕላልን
- ምስ ኣባላት ቤተሰብኩም ምርኻብ
- ን ወግዓውያን ቤትጽሕፈታት፣ ናይ ምርኻብ ጠለብኩም ንኸማልኡልኩም ምሕታት
ኣገዳሲ
i ምፍላጡ ኣገዳሲ !
እንተደኣ ፣ ካብ ፈረንሳ ወጻኢ እናተቐመጥኩም፣ ን ኣብ ፈረንሳ ኮይኑ ደሃይ ዘጥፍአ ሰብ ደሃይ ደሊኹም፣ ኣብዚ ሊንክ እዚ ጠውቑ፣ contactez directement la Croix-Rouge, le Croissant-Rouge ou la délégation du Comité international de la Croix-Rouge de votre lieu de résidence

ነፍሲወከፍ ጠለብኩም ክልተ ኩነታት ዘማልኡ ክኾኑ ይግባእ:
*ወግዓውነት : ፈለማ እቲ ምኽንያት መፈላላዩ ብጭቡጥ ክፍለጥን፣ እቲ እትደልይዎ ዘለኹም ሰብ ድማ፣ ንዓኹም ብፍያ ዝብጽሓኩምን ክኸውን ኣለዎ፣ ፣ ማለት ሓደ ካብ ኣባል ቤተሰብ (ex :መሳድድትኹም ፣ ምሳኹም ተማርኹ/ካ ዝነበሩ ወዘተ ...) ንኽፈላለ ዝተገደደ ክኸውን ድማ ኣለዎ።
* ተኻኣላይ፣ ድማ ክኸውን ይግባእ : ን ኣብነት እቲ ደሃይ ዝግበረሉ ቦታ ን ኣባላት ቀይሕ መስቀል ፣ RLF ናይ ምብጻሕ ፍቓድ ዘለዎም ቦታታት ክኸውን ኣለዎ።
ኣገዳሲ!
ወድዓዊ ኩነታትኩም (ስደተኛ፣ሓታቲ ዑቕባ፣ ናይ ፈረንሳ ወይ ናይ ካልእ ሃገር ዜጋ፣ , ኣብ ፈረንሳ ብ ሕጊ እትነብርን ወይ እውን ወረቐት ይሃልኹም ኣይሃልኹም …) ዓንቃጺ ኣይኮነን፣ ኩሉ ሰብ ሓገዝ ናይ RLF ክረክብ ይኻል እዩ እንተድደኣ ነተን ክልተ ነጥብታት ኣማልሊኡ።
ወድዓዊ ኩነታትኩም (ስደተኛ፣ሓታቲ ዑቕባ፣ ናይ ፈረንሳ ወይ ናይ ካልእ ሃገር ዜጋ፣ , ኣብ ፈረንሳ ብ ሕጊ እትነብርን ወይ እውን ወረቐት ይሃልኹም ኣይሃልኹም …) ዓንቃጺ ኣይኮነን፣ ኩሉ ሰብ ሓገዝ ናይ RLF ክረክብ ይኻል እዩ እንተድደኣ ነተን ክልተ ነጥብታት ኣማልሊኡ።
ኣብ ገለ ገለ ኣገጣሚታት፣ ኣባላትና ኣባላት RLF ምንም ክገብርሉ ዘይክእሉ ኩነታት ኣሎ፣ ምኽንያቱ እቲ ቦታ ዘይብጻሕ ወይ እውን ካልእን ኩነታት ክኸውን ይኽእል። (እቲ ኹናታት ብዝምልከት ኣብ መወዳእታ ናይዚ ዶክመንት እዚ ተመልከት፣ "ዝስዕብ ?"). ዝብል ተመልከት።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ