ምምርማር ናይ ሕማም ኮረና ንምግባር
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un anእንተተጸሊእኩም ኣሎ፣ ግን ከኣ ኮቪድ-19 ኣለኩም ዶ የብልኩም ኣይፈለጥኩምን ዘለኹም? ስለዚ: መርመራ ክትገብሩ እዩ ይግብኣኩም!
ናይ Covid-19 መርመራ፣ ን ኹሉ ሰብ ክገብሮ ዘለዎ እዩ ብፍላይ ግን እዞም ዝስዕቡ ምኽንያት ድማ ብርግጽ ፈተና ክግበር ኣለዎ። ንኣብነት
- ምስ ኮቪድ ዝሓመሙ ሰባት ተጸምቢርኩም እንተኔርኩም ርክብ ምስ ዝነብረኩም
- ናይቲ ሕማም ምልክታት ከም እኒ እ ልሙዳት ምልክታት ማለት: ረስኒ:ሰዓል: ድኻም: ምጥፋእ ሽታን ጣዕሚን : ቃንዛ ጎሮሮ: ሕማም ርእሲሲ: ግርጥማት: ውጽኣት ወዘተ...
- ኮረና ከም ዘይብልኩም፣ ዘመልክት ምስክር ንኽህልወኩም ናብ ዝጠልባ ሃገራት ክትገሹ ምስ ትሓስቡ።
- ኣብ ሆስፒታል ዘደቅስ፣ወይ እውን መጥባሕቲን ዝኣመሰለ ኣገዳሲ ነገራት ጥዕና ጠቀስ ኩነታትእንተለኩም ኮይኑ፣ ወዘተ
እቶም መርመራታት ብ“መስመር ናሶፋሪንጅያል” (ብኣፍንጫ ዝሓልፍ) ወይ ኣብ ዝተወሰኑ ኣጋጣሚታት ብ“ምራቕ” (ኣብ ኣፍ) ይፍጸሙ።
ዝተፈላለዩ ዓይነታት መርመራታት መርመራ ኣለዉ፤
ዝተፈላለዩ ዓይነታት መርመራታት መርመራ ኣለዉ፤
- le test PCR.ርእሰ-ፈተነ፣ .
- እቲ ናይ ኣንቲጀን መርመራ፣ .
- እቲ ናይ ፒሲኣር መርመራ።
ኣገዳሲ!
መጠንቀቕታ፡
እንተደኣ ከቢድ ምልክታት (ሕጽረት ትንፋስ፡ ጸገም ምስትንፋስ፡ ቃንዛ ኣፍልቢ) እንተሃልዩካ፡ መርመራ ኣይትድለ! ብቕልጡፍ ናብ ህጹጽ ኣገልግሎት (15 ወይ 18 ደውሉ)።
መጠንቀቕታ፡
እንተደኣ ከቢድ ምልክታት (ሕጽረት ትንፋስ፡ ጸገም ምስትንፋስ፡ ቃንዛ ኣፍልቢ) እንተሃልዩካ፡ መርመራ ኣይትድለ! ብቕልጡፍ ናብ ህጹጽ ኣገልግሎት (15 ወይ 18 ደውሉ)።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
claudia m
olga b.ተርጓሚ/ሚት
anastasia dudkoተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት