ስካን "scanner" ምግባር ን ሰነዳት
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansእንተደኣ ናይ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ስካን ብምግባር ዝስደድ ሃልይኩም ኮይኑ። "scanner" (ወይ "numériser") uንምግባርን ኣብ መስመር ንምስዳድን ምስ እትደልዩ
ኣገዳሲ
i ኣገዳሲ ሓበሬታ፣ ስካነት ዝብል ቃል ን ሓደ ዶክሜንት ካብ፣ ወረቐት ናብ ስእሊ ብድጅታል መልክዕ ንምሓዝ ዘኽእል ማሽን እዩ።
i ኣገዳሲ ሓበሬታ፣ ስካነት ዝብል ቃል ን ሓደ ዶክሜንት ካብ፣ ወረቐት ናብ ስእሊ ብድጅታል መልክዕ ንምሓዝ ዘኽእል ማሽን እዩ።
ዶክመንት ስካን ምግባር ምስ እትደልዩ ዝተፈላለየ ዕድላት ኣለኩም።
- ስካነር ምጥቃም (ኣብ ኮምፑተር ወይ ስማርት ፎንኩም ) ;
- ሓኒ ስማርት ፎን ብምጥቓም ;
- ናብ ሓደ ሸያጢ ትምባኾ ወይ ካልእ ስካኒንግ ዝህብ ንግዲ (ኣገልግሎት ቴሌፎን፡ ኢንተርነትን ሕትመትን ዘለዎም ድኳናት) ኪድ
- ናብ ሓደ Maison France Services ኪድ (ኩሎም ኣድራሻታት ኣብዚ፡ ኣብ ካርታ ብምዕባይ ወይ ነቲ ኣድራሻ ኣብ “es ici, "Trouver une France Services").ብምጽሓፍ ርኸብዎ)
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
houssam kokachተርጓሚ/ሚት
basheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት