Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲዜጋታት ፈረንሳ, ስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

ብነጻ

ምቕራብ ጠለብኩም ናይ DAHO ወይ DALO

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 7 mois

እንታዩ’ዩ ?

ናይ DAHOን DALOን ሕቶታት ናይ መጀመርታ ሕቶታትካ እንተዘይተዓዊቱ መንበሪ (DAHO) ወይ መንበሪ (DALO) ንምሕታት ዝሕግዙ ኣገባባት እዮም ። እዚ "መመላእታ" እዩ፣ ማለት ካልኣይ ዕድል ሓሳብ ንምርካብ ዝግበር ኣገባብ ማለት እዩ።

DAHO ማለት "መሰል ምርካብ ተጻራሪ መንበሪ" ማለት እዩ። ኣብቲ ናይ መንበሪ ሕቶኻ ከም ቀዳምነት ክትሕሰብ የኽእለካ።እቲ ህሉው ኩነታትኩም ብ ዝግባእ ከተስፍርዎ ይግባእ፣ እንተደኣ m ርኡይ ዝኾነ ጸገም ምስ ዝህልወኩም " እንተደኣ ኣብ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ኣለኹም" ምእንቲ ቀዳምነት ክወሀበኩም


ኣገዳሲ!
ምፍላጡ ኣገዳሲ! ገዛ ኣብ ዳሎ ንምሕታት ፍሉይ ኩነታ የሎን ፣ ኩሉ ሰብ ማለት ደሞዝተኛ ይኹይ ኣይኹን፣(ወረቐት ይሃልዎ ኣይሃልዎ፣ RSA ይኹን ሾማጅ ዘለዎ ፣ ክኸውን ይኽእል፣ እንተኾነ ግን እዚ 'ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኩነታት) ዝጥቀስ ኩነታ ከም ሓደ ረቋሒ ንምሕሳብ ይከኣል

ከመይ ንገብሮ?

ንDAHO፡ ንመዕረፊ ቦታ ንምምልካት ዘድልዩ ቅድመ ኩነታት እነሆ፤

  • እንተደኣ ድሮ፣ ሓተትቲ ናይ ሳኦሻል ገዛ ጠለብቲ ኲይንኩም፣( ወይ እውን ን ንኣሽቱ ሰራሕተኛታት፣ ናይ ማእከል መእለዩ ህጻናት ዝኣመሰሉ ሓተትቲ ኲይንኩም )
  • እንተደኣ SDF ወይ ግዳም ሓደር ኲይንኩም
  • ብ "115" ናይ ህጹጽ እዋን መንበሪ ሕቶ ኣቕሪብኩም ግን ቦታ ምስ ዘይህሉ
  • ኣብ መንበሪ ቦታ ክተኣናገድ ሓቲተ፤
  • ንዝሓተትክዎ መንበሪ ኣባይቲ ግቡእ መልሲ ኣይረኸብኩን።

ንመዕረፊ፡ እቲ DALO ዳሎ፡ እቶም ቅድመ ኩነታት እነሆ፤

  • “ኣብ ህጹጽ ኩነታት” ኣፍልጦ ኣለኒ፤ ማሕበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ኣመልኪተ ድሕሪ “ዘይንቡር ነዊሕ ምድንጓይ” ዝኾነ መልሲ ኣይረኸብኩን
    >> Voir la liste des délais anormalement longs en Île-de-France. ጠውቕ
  • ናይ ቀዋሚ ተቐማጢ ካርድ ወይ መንበሪ ፍቓደይ ኣለኒ፡ ግን ዝሓድረሉ ቦታ የብለይን።
  • እንተደኣ ፣ ንፍሉይ ኩነታትኩም ከም እኒ፣ ( እኹል ቦታ ን ቁጽሪ ቤተሰብኩም ዘይምጥን፣ ን ጥዕናኹም ዘስግእ፣ ወይ እውን እኹልል ቀርብ ኤለትሪክን ዘይብሉ፣ ወይ እውን ፣ ን ኩነታት ስንክልናን ፣ ወይ እን ብሓፈሻ ን ቖልዑ ዘይሰማማዕ ምስ ዝኸውን። )
  • እንተደኣ ወግዓዊ መንገሪ ወረቐት ዘይወደቐ ሃልይኩም
  • እንተደኣ መኽፈሊ እቲ መንበሪኹም ንምኽፋል ዘኽእል (ደሞዝ ሓገዝ ወይ እውን መጠወሪ ሃልይኩም ኮይኑ)

ቀጢዒ ናይ DAHO ንምምላእ

  • ቅጥዒ DAHO formulaire Cerfa n°15037*01
    • መሊእኩም ናብ "ኮሚሽን ሽምግልና" ናይ ኣውራጃኹም ክትሰዱ ። ce document ሓጋዚ እዩ .
    • እቲ ዝግባእ ዶክሜንት ፣ ኣብ ምምላእ እቲ ቅጥዒ ዘሎ ኣይትረስዑ (ኣብቲ "Joignez...") ዝብል ምልእዎ.

Pour préparer un dossier de demande de logement DALO :

  • Compléter le formulaire Cerfa n°15036*01
    • ቅድሚ ምጅመርኩም ነዚ ቀጥዒ ክትመልኡ ንምሕጸ ce document ጠዊቕኩም ምስ እተንብቡ ተመራጺ እዩ
  • እቲ ዝግባእ ዶክመንታት ኣብቲ ብ "Joignez...") ዝጅምር ቦታ ስደድዎ.

ብድሕሪኡ ፋይልኩም ምስ ኩሎም ሰነዳት ብፖስታ ናብቲ ኣብ ዞባኹም ዝርከብ ኮሚሽን ሽምግልና ክትሰዱ ኣለኩም። እዚ ኮሚሽን እዚ ናይ መንበሪ ወይ ናይ መንበሪ ኣቀማምጣ ፕሮፖዛል ንኽህልወካ ቀዳምነት ዝወሃበካ ድዩ ኣይኮነን ዝውስን ፍሉይ

ኣገዳሲ!ምኽሪ
- ቅድሚ ምልኣኽኩም ፣ ፎቶ ኮፒ ን መረጋገጺ ዝኾነኩም ሓዙ
-ነቲ እትሰድዎ ቀጥዒ ፣ ኣሕቲምኩም ኣብ ዓቢ ፖስጣ ብምስደድ
- ከምኡ እውን ከልእ ተኽእሎ ብቐጥታ ምብጻሕ ናይ ዶክሜንት ኣብ ቤት ጽሕፈት ፣ ናይ ኮሚሽን ናይ ኣከባቢኹም ምብጻሕ ይከኣል እዩ

ከምኡ እውን ከልእ ተኽእሎ ብቐጥታ ምብጻሕ ናይ ዶክሜንት ኣብ ቤት ጽሕፈት ፣ ናይ ኮሚሽን ናይ ኣከባቢኹም ምብጻሕ ይከኣል እዩ

  • እንተድደኣ ኣብ Île-de-France ፓሪስን ከባቢኣን ኣለኹም : Voici les adresses en fonction du département (ኣብ እዚ ገጽ እዚ "ኣብ ቲ ናይ DALO", ዝብል ለኣኹ፣ ከምኡ እውን ናብ DAHO ኣድራሻ ሓደ ዓይነት እዩ).
  • እንተደኣ ኣብ ካልኦት ዞባታትኮይንኩም፣ : ኣበይ ከም እተኽቡ ኣብ እዚ ተወከሱle site internet de votre préfecture.
ኣገዳሲ!
ምፍላጡ ዘገድስ!ብ መገዲ DAHO ወይ DALO ናብ ሓደ ኮምሽን ምስዳድ ይከኣል እዩ

ኮሚሽን ሽምግልና ከከም ዞባኡ ኣብ ውሽጢ 6 ሰሙን ክሳብ 3 ወርሒ ውሳነኡ ክሕብረኩም ኣለዎ።

ኣብዚ ግዜ እዚ ፖስታኹም ምፍታሽ ኣይትረስዑ: ካብ ቤት ጽሕፈት ፖስታ ምቕባልኩም ኣፍልጦ ምሃብ፣ ካብ ኮሚሽን ሽምግልና ምቕባል ምልክታ ምስ ቁጽሪ ፋይል፣ እቲ ፋይል ምሉእ እንተዘይኮይኑ ተወሳኺ ሓበሬታ ንምሕታት ዝሕግዝ ደብዳበን ምስቲ... ውሳነ ኮሚሽን ሽምግልና።

ብድሕሪኡ’ከ ?

ከም ቀዳምነት ኣፍልጦ ትረክብ : ምስ መዐቀኒታትካ ዝተመጣጠነ መንበሪ ኣባይቲ ድሕሪ ኣወንታዊ ውሳነኻ ኣብ ውሽጢ 6 ሰሙን ክሳብ 3 ኣዋርሕ ክቐርበልካ ኣለዎ። ነቲ እማመ እንተኣቢኻዮ፡ ድሕሪ ደጊም ከም ቀዳምነት ኣይክትቁጸርን ኢኻ።

ኣብ መንበሪ ኣባይቲ ቦታ ንምርካብ ዝግበር ምጽባይ ዘይንቡር ነዊሕ እንተኾይኑ፡ ነቲ ውሳነ ዘይምኽባር ናብ ምምሕዳራዊ ቤት ፍርዲ ይግባይ ክትብል ትኽእል ኢኻ። ኣብቲ ውሳነ ይግባይ ዝጅምረሉ መዓልቲ ተጠቒሱ ኣሎ።


ምፍላጡ ዘገድስ! :
ብተወሳኺ ነቲ ፕረፈክተር ዘቕረቦ ሓሳብ ናብ ምምሕዳራዊ ቤት ፍርዲ ይግባይ ምባል ይከኣል እዩ።

ከም ቀዳምነት ኣፍልጦ ኣይወሃበካን : ናይ ህጹጽ እዋን መንበሪ ኣይክትረክብን ኢኻ። እቲ ኮሚሽን ስለምንታይ ከም ዝኣበየካ ምግላጽ ዝኣበየካ ምኽንያት ከፍልጠካ ኣለዎ።

ኣገዳሲ!ምፍላጡ ዘገድስ!
: ኣብቲ ውሳነ “ቀዳምነት ክቕመጥ” እምበር “ክእንገድ” እንተዘይተጠቒሱ ምፍታሽ የድሊ። ኣጋጣሚ ኮይኑ ኣብ እዋን ሕቶ ዳሎ፡ እቲ ኮሚሽን ኣብ መንበሪ ቦታ ዘይኮነስ ኣብ መንበሪ ቦታ ይህብ። ኣብ ከምዚ ኩነታት፡ ብዝተኻእለ መጠን ቀልጢፍካ ይግባይ ክትብል ኣለካ። ካብ ማሕበር፡ ካብ ማሕበራዊ ሰራሕተኛ፡ ወይ ካብ ህዝባዊ ጸሓፊ ከይተረፈ ሓገዝ ንምርካብ ድሕር ኣይትበሉ።
  • ምፍላጡ ዝገዘድስ"ጸጋ ዝመልኦ ጻውዒት" ክትገብር ትኽእል ኢኻ። ንሕቶኻ ምእባዩ ንምቅዋም፡ ዝበዝሐ ንኹነታትካ ዝድግፍ ሰነዳት ዝሓዘ ዝተፈረመ ደብዳበ ስደድ።
  • ናብ ምምሕዳራዊ ቤት ፍርዲ "ኣካታዒ ይግባይ" ክትገብር ትኽእል ኢኻ (ንኣብነት ኣንጻር ናይቲ ፕረፈክተር እማመ ይግባይ ንምባል)። ነዚ ድማ ካብ ማሕበራዊ ሰራሕተኛ ወይ ካብ ፍቓድ ዘለዎ ማሕበር ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ። ዝርዝር ናይተን ኣብ ክፍልኻ ዝጸደቓ ማሕበራት ንምርካብ ምስ ፕረፈክቸርካ ክትራኸብ ድሕር ኣይትበሉ።
  • Vous avez 4 mois à partir de la date de début de recours indiquée sur la décision.

ኣገዳሲ
ምፍላጡ ዘገድስ!
ነዚ መመላእታ ንምቕራብ ጠበቓ ምቑጻር ግዴታ ኣይኮነን። ምምሕዳራዊ ቤት ፍርዲ ንኽውስን 2 ወርሒ ኣለዎ። እቲ ዳኛ ነቲ ኣባይቲ ዝመርሕ ሚኒስትሪ፡ ቀዳምነት ከም ዝወሃበካ ጌርካ ከም እተመደበካን ገና ምስ ድሌታትካ እተመጣጠነ መንበሪ ኣባይቲ ከም ዘይረኸብካን እንተ ረኺብዎ፡ መንበሪ ኣባይቲ ንኽህበካ ክግደድ ይኽእል ።

ምምሕዳራዊ ቤት ፍርዲ ንኽውስን 2 ወርሒ ኣለዎ። እቲ ዳኛ ነቲ ኣባይቲ ዝመርሕ ሚኒስትሪ፡ ቀዳምነት ከም ዝወሃበካ ጌርካ ከም እተመደበካን ገና ምስ ድሌታትካ እተመጣጠነ መንበሪ ኣባይቲ ከም ዘይረኸብካን እንተ ረኺብዎ፡ መንበሪ ኣባይቲ ንኽህበካ ክግደድ ይኽእል ።

ኣብ ላዕሊ ገጽ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

a mugniera mugnierምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
omar kokachomar kokachተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
utilisateur_72712685utilisateur_72712685ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marievmarievተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት