ምፍታሕ መስርሑን ኣብ ፈረንሳ
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansኣብ ፈረንሳ 4 ናይ ፍትሕ ተኽእሎታት ኣለዉ፤
- 1 "ዘይተኻታዕቲ" ፍትሕ ማለት ናብ ዳኛ ከይተጠቐምካ: እዚ ብናይ ሓባር ስምምዕ ፍትሕ እዩ፣ ክልቲኦም መጻምድቲ ንኽፋትሑ ምስተሰማምዑ።
- 3 ፍትሕታት ናይቲ " ኣካታዒ" ዓይነት፡ ማለት ምስ ምምላስ ዳኛ : ፍትሕ ብበደል ፡ ፍትሕ ንውዱእ ምቕያር ናይ ሓዳር ምትእስሳር ወይ ፍትሕ ንመትከል ምብትታን ምቕባል .
ኣብ ፍትሕ ምስ በጽሐ ነፍሲ ወከፍ ተፋታሕቲ ነናቶም ጠብቓ እዮም ዝገብሩ
ኣብ መርበብ ሓበሬታ ሃገራዊ ቤት ምኽሪ ጠበቓታት ኣብ ፈረንሳ ዝርከብ ማውጫ ጠበቓታት ብምውካስ ጠበቓ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም። ሕጋዊ ሓገዝ ምሕታት ይከኣል እዩ።France sur le site du conseil national des barreaux.ተወከሱ
> ንዝያዳ ሓበሬታ ናብ ረፉጂ ኣንፎ ተወከሱ Réfugiés.info "Accéder à une aide juridictionnelle"
ካብ ፈረንሳ ኣብ ወጻኢ ካብ ዝጸንሐ መጻምድቲ ምፍታሕ ይከኣል እዩ። ዘሰንየካ ጠበቓ ምቑጻር ኣድላዪ እዩ፣ ምኽንያቱ እቲ ኩነታት ከከምቲ መጻምድትኻ ዝነብረሉ ሃገር ይቕየር።
ኣስተውዕሉ፣ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ንዝፍጸም ፍትሕ: ኣብ ኦፍፕራl’OFPRA ምምዝጋብ ዝከኣል ድሕሪ ፍሉይ መርመራ ብቤት ፍርዲ (ምኽባር ንምርግጋጽ) ጥራይ እዩ።
ኣገዳሲ !
ኣስተውዕሉ !ኣብ ፈረንሳ ካብ ወጻኢ ዝጸንሐ መጻምድቲ ክትፋታሕ ይቐልል፡ ብፍላይ ንዓመጽ ኣብ ሓደጋ እንተ ኣጋጢሙካ።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
olga b.ተርጓሚ/ሚት
houssam kokachተርጓሚ/ሚት
omar kokachተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
hichamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት