ምኽኣል ምጥቃም ኮምፒተር እሞ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ምስ Le programme Découverte numérique
ኣዳላዊ Simplon Auvergne Rhône Alpes , Fondation Simplon, BOP 104ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуእዚ ናይ 6 ሰሙን ስልጠና ኮርስ ን፤
- ምእንቲ ስራሕ ንምድላይን ምምሕዳራዊ ኣገባባት ኣብ ኢንተርነት ንምፍጻምን ዲጂታላዊ መሳርሒታት ምጥቃም ይመሃሩ
- ምዕባለ ብቋንቋ ፈረንሳ ብኣፋውን ብጽሑፍን ምርኣይ
ምፍላጡ ዘገድስ ቦታ ስልጠና፡ ቤት ጽሕፈት Simplon.co፡ 34 rue Antoine Primat፡ 69100 Villeurbanne
ዕለት ምጅማር፡ 10 መጋቢት 2025
ሰዓታት፡ ብዘይካ ረቡዕ መዓልታዊ ካብ ሰዓት 9፡30 ክሳብ 5:30
እቲ መሳርሒ (ላፕቶፕ፣ ማውስን ቻርጀርን) ኣብ እዋን ስልጠና ልቓሕ ይወሃቦ።
ዕለት ምጅማር፡ 10 መጋቢት 2025
ሰዓታት፡ ብዘይካ ረቡዕ መዓልታዊ ካብ ሰዓት 9፡30 ክሳብ 5:30
እቲ መሳርሒ (ላፕቶፕ፣ ማውስን ቻርጀርን) ኣብ እዋን ስልጠና ልቓሕ ይወሃቦ።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ነዚ ስልጠና ንምዝዛም ግድን፤
- ስደተኛ፣ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፣ ወይ ሃገር ዘይብሉ፣ ወይ ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሐ ትሕቲ 5 ዓመት ዝጸንሐ ክኸውን
- ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል ክምዝገብ France Travail
- ዝተሓተ ደረጃ A2 ናይ ፈረንሳ ክህልዎም እዩ።
- ቋንቋ ኣዴኻ ምንባብን ምጽሓፍን ፍለጥ
- ኣብ ምሉእ እቲ ስልጠና ድራኸ ዘለዎን ዝርከብን ክኸውን።
- ስደተኛ፣ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፣ ወይ ሃገር ዘይብሉ፣ ወይ ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሐ ትሕቲ 5 ዓመት ዝጸንሐ ክኸውን
- ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል ክምዝገብ France Travail
- ዝተሓተ ደረጃ A2 ናይ ፈረንሳ ክህልዎም እዩ።
- ቋንቋ ኣዴኻ ምንባብን ምጽሓፍን ፍለጥ
- ኣብ ምሉእ እቲ ስልጠና ድራኸ ዘለዎን ዝርከብን ክኸውን።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሕዳር
ስራሕ
ፈረንሳይ
ኣጠቓቕማ ኮምፒተር ምምሃር፣
ኮምፒተር ንምምሃር ስልጠና ምርካብ፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
charlène-simplonኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
tremataተርጓሚ/ሚት
matthedevተርጓሚ/ሚት
rama anzouተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
igornrgተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት