Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምዕባል ሞያዊ ስራሕኩም

ምስ ምስ Fast Forward

ኣዳላዊ PLACE Network , Ben & Jerry'sኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

መደባት ኣብ ፈረንሳ ሞያዊ ሞያ ክህልወን ዝደልያ ደቂ ኣንስትዮ ዝኸውን መደብ ፣ ምስ፤

  • ምስታፍ ኣኼባታት ሰብ ሞያን ክኢላታትን፣
  • ምርካብ ውልቃዊ ደገፍ ምስ ኣሰልጣኒ፣
  • ምስታፍ ናይ ትምህርቲ ንጥፈታት፣
  • ማሕበረሰብ ተመሳሳሊ ኣተሓሳስባ ዘለወንን ትጉሃት ዘለወንን ደቂ ኣንስትዮ።

ቀልጢፍካ ናብ ሞያዊ ህይወት ንምእታው ክእለትካ ከተመሓይሽ ኢኻ: ንግዲ ክትፈጥር: ስራሕ ወይ ስልጠና ክትረክብ።

ምፍላጡ ዘገድስ!

ንምስታፍ ግድን ክኸውን ዘለዎ!
- ደቀንስትዮ ኣንስተይቲ ምዃን
- ኣብ ቀረባ እዋን ናይ ስደት ተመኩሮ ዘለዎም
- ምንባር Île-de-France ይነብሩ
- ኣብ ወርሒ ኣስታት 12 ሰዓታት ዕድል ምሃብ
- ናይ እንግሊዝኛ ደረጃ B2 ኣለዎም።
- ህንጡይ ፣ ምዃን ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምስታፍ ብኢንተርነትን ገጽ ንገጽን ዝወሃብ ኮርሳት
  • ከምኡውን ኣብ ምልመላ ዝገብሩ ዘለዉ ዓውድታትን ሞያታትን መብርሂታት
  • ብከመይ ቢዝነስ ትጅምር፣ ስራሕ ትደሊ...ወዘተ

  • ኣቐዲምኩም ዝኣከብክሞ ብናይ ቀደም ተሳተፍቲ መደብ ተመኩሮታቶም ኣካፍሉ።
  • ብዝሕግዘኩም ዘተባብዓካን ፍሉይ ኣሰልጣኒ።

  • ሞያዊ ንምዕባይ ክሕግዙኻ ዝኽእሉ ሰባት ንምርኻብ ዝካየዱ ፍጻመታት
  • ኣብ መሻርኽቲ ትካላት ክግበር ዝኽእል ናይ ስራሕ ልምምድ።

ከመይ ንገብሮ?

ክልተ ስጉምትታት ኣለዉ፤

1. መሕተቲ ቅጥዒ ጽሑፍ ici ምልእዎ (6 ደቓይቕ ዝውድእ)

2. ውልቃዊ ቃለ መሕትት ምስ ኣካያዲ መደብ (30 ደቓይቕ ምክያድ)።

እንተደአ ተወሳኺ ሓበሬታ ምስ እትደልዩ፡ ናብዚ ዝስዕብ ኢመይል ክትሰዱ ትኽእሉ ኢኹም : business@place-network.org.

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • place.networkኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • badrተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • nora42ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles