ምድላው ናብ ሞያዊ ዓለም ንምእታው
ምስ ምስ PIVA : parcours d'intégration par la validation des acquis
ኣዳላዊ GRETA-CFA Sud Champagne , DAVA : Dispositif Académique de Validation des Acquis, GRETA SUD CHAMPAGNEኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуእዚ ስልጠና እዚ ነዞም ዝስዕቡ ነገራት የጠቓልል፤
- ኣብ ፈረንሳ ኣወዳድባ ናይ ሓደ ቢዝነስን ንግዲን ምርዳእ
- ሞያዊ ፕሮጀክትኹም ምህናጽ
- ከምኡውን ናይ ስራሕ ልምምድ ምግባር፣
- ምስ ሞያዊ ንጥፈታትኩም ናይ ዝረኸብኩሞ ተመኩሮ ( VAE) ንምጽዳቕ የዳልዉ ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ስራሕ
ምምሕዳር
ምርካብ ምስክር ወረቓት ዲፕሎላን ተመኩሮታትን
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ኣፍልጦ ናይ ዝነበረኩም ዲፕሎማን ወይ ውን ተመክሮ
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
greta sud champagneኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
nour alhoudaተርጓሚ/ሚት
rahmrahmehተርጓሚ/ሚት
rahmተርጓሚ/ሚት
nonomተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
abc formation1986ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት