Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሕያሽ ምምሃር ስራሕ ዘርክብ ስልጠና ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ምሽያጥ

ምስ ምስ Professionnelle - Métiers de la vente. Du 4/11/2024 au 19/02/2025.

ኣዳላዊ Espace Proximité Emploi / Salle Saint Bruno , L'Île aux Languesኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እዚ ናይ 4 ወርሒ ደገፍን መሰነይታን ንኣብ ፓሪስ ደፓርትመንት 18ᵉ ዝወሃብ ኮይኑ፣

  • ስልጠና ን ናይ ቋንቋ ፈረንሳ (ጽሑፍ/ ዝርርብን ) ምምሃርን ምምሕያሽን ፣
  • ዲጂታላዊ ቴክኖሎጂ ፣ ከምኡውን ኣጠቓቕምኡ ምምላኽ
  • ስራሕ፣ ስልጠና ወይ ሞያዊ ምስክር ወረቐት ምርካብ የኽእለኩም ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዚ ናይ ዕላማ እዚ ሞያዊ ብ መገዲ መንገዲ (PLVP) ናይ ፈረንሳ ስልጠና (ናይ ቃል ብጽሑፍን) ምሃብ።

  • ምምሕያሽ ኣብቲ ሞያዊ ውልቃዊ መድባትኩም ንኽትሕገዙ ደገፍ፣
  • ከምኡ ውን ኣብቲ ዓውዲ ናይ መሸጣ ዝርከቡ ክቆጽሩ ዝኽእሉን ምስ ዝነጥፉ ሰባት ምርኻብ፣
  • ምኽኣል ስራሕ ን ምርካብ ዝሕግዝ ምድላዋት ምግባር ፣
  • ናይ ስራሕ መሰልን ግቡእን ምልላይ፣
  • ን 70 ሰዓታት ዝጸንሕ ናይ ስራሕ ልምምድ ምግባር

ብዲጂታላዊ ኣገባብ ኣብ ምድላይ ስራሕ ምልላይን ምድላይን ኣገብብ ምእታው።

ከመይ ንገብሮ?

ንዝያዳ ሕእበሬታ ናብ Magali VAN DAMME : ኢልኩም ጸሓፉ mvandamme@sallesaintbruno.org

ንምምዝገባ ናብ MME Magali VAN DAMME ፤

ኣግዳሲ!
ነበርቲ ናይተን ቀዳምነት ዝወሃበን ኣውራጃታት ፖሊሲ ከተማ (QPV) ቀዳምነት ኣለዎም፡ ከምቶም ኣብ ፓሪስ 18th ዝርከብ Goutte D'Or ኣብ ፓሪስ Paris 18e


ኣድራሻ ናይ l'Espace Proximité Emploi / Association ኣድራሻና 19/21, rue de Chartres, 75018 - Paris

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • epe - ssbተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • nada b.ተርጓሚ/ሚት
  • nawal ghandourተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles