Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ስራሕ ወይ ስልጠና ናይ ምርካብ ደገፍ ክህልወኩም

ምስ ምስ Primo 'Accès

ኣዳላዊ Grdr - Migrations - Citoyenneté - Solidarités ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки тому

ስራሕ ወይ ስልጠና ትደልዩ ዶ ? ኣብ ፈረንሳ ንሞያዊ ፕሮጀክትኹም ዝኸውን ምኽሪ የድልየኩም ዶ?

Grdr እዚ ዝስዕብ ብሕታዊ ደገፍ ይገብር፤

1. ውልቃዊ ኣኼባታትን ምኽርን ብምድላው ድሌታትኩም ንምምላእን ስራሕ ወይ ስልጠናን ዘርክብ ምኽሪን ን ንምርካብ ይሕግዝ።

2. ሓባራዊ ዓውደመጽናዕቲ ኣብ ኣብ ምፍታሕ ጸገምን ንምስራሕ ናይ ጉጅለ ዓውደ የወሃህድ፤

  • ሲቪን ናይ ተበግሶ ደብዳቤን ምጽሓፍ
  • ብስራሕ ዝዓለመ ቃለ መሕትት ልምምድ ምሃብ።
  • ኣብ ርእሰ-ምትእምማንካ ተመርኲስኩም ከም እትሰርሑ ምትብባዕ
  • ክእለትኩም ን ከተዕብዩ ምሕጋዝ
  • ናይ ስራሕ ምድላይ ሜላታት ምፍላጥ
  • ኮድ ውይ ቀጥዒ ናይቲ ኣብ ፈረንሳ ዝርከብ ትካል ምፍላጥ
  • ሌላ ምስ ዲጂታል

3. ምብጻሕ ናብ ኩባንያታት ፣ ቦታታትን ምርካብ ዝተፈላለዩ ሞያታትን! ብሳላ መርበብ መሻርኽትና ትኸስቡ

መናይ ግዜ ገደብ የብልናን ! ደገፍና ቀጻልን ኩሉ ግዜ ከከም ድሌትኩምን ዝቕጽል እዩ!


ንምንታይከ የዘገድስ?

ደገፍኩም ብሓባር ንምህናጽ ተዳሊና ኣሎና፣ ብመሰረት እዚ፤

  • ድሌታትኩም ( ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር፡ ስልጠና ምጅማር፡ ስራሕ ምርካብ፡ መንበሪ ምቕያር፡ ምስ ሓደስቲ ሰባት ምርኻብ ወዘተ) ምስ ዝከውን
  • ጸገማትኩም ንምቅላል
  • ሞያዊ ፕሮጀክት ክዉን ንምግባር

ምስ ኩባንያታት ፣ ማእከላት ስልጠና፣ ማሕበራትን ማሕበራውን ባህላውን ማእከላት ን ኸትራኸቡ ምእንቲ ድልድል ኲኣይንና ድላኤትኩም ናማልእ!

ብናይ ውህደት ሰብ ሞያ ደገፍ ርኸቡ፣ ንሳቶም ድማ ኣብ ምሉእ ምድላይካን ጉዕዞኹምን ይመኽሩን የሰንዩ ።

ኣብ ህንጸት ፕሮጀክትኩምን ኣብ ክእለትኩምን ምስ Grdr ስራሕ ከኣሉ!

ከመይ ንገብሮ?

ብቁጽሪ 06 25 79 23 06 ወይ ብኢመይል ፡ marie.monkam@grdr.org ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም።

ነዞም ረቛሒታት ከምእተማልኡ ኣረጋግጹ፤

  • ስደተኛ ወይ ሓደሽቲ መጻእቲ ዲኹም (ኣብ ፈረንሳ ወረቓቕቲ ካብ 5 ዓመት ዘይመልእ)
  • ኣብ ፓሪስ ትነብር (ወይ ድማ ኣብ ፓሪስ ናይ መንበሪ ኣድራሻ ኣለኩም ዶ)

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • marie monkamኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • oleksandrgryniukተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • ammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
  • asma33ተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles