ንስራሕ ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ (ደረጃ A2) ምብጻሕ ምስ እትደልዩ
ምስ ምስ Parcoursvers l'emploi - BOP 104
ኣዳላዊ GRETA VAL-DE-MARNE ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки томуእዚ ነጻ ናይ 120 ሰዓታት ስልጠና፡ ብ ቓልን ን ብጽሑፍን ደረጃ A2 ናይ CEFR (Common European Framework of Reference for Languages) ክትበጽሕ የኽእለካ።
እቲ ዕላማ ብዝተኻእለ መጠን ኣብ መዓልታዊን ሞያዊን ህይወቶም ናጻ ክኾኑ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ፈረንሳይ
ስራሕ
ምምሕዳር
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
hadudmak19ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
brigitte labedan greta 94ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
john14ተርጓሚ/ሚት