Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣብ ንኡስ ዕድመ ምስራሕ ምስ እትደልዩ

ምስ ናይ ንኣሽቱ ሰራሕተኛ ኮንትራት ምጅማር (CEJ)

ኣዳላዊ Mission locale Dole-revermont ኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 роки тому

ኣብዚ ናይ ስራሕ ልምምድ ወይ እውን 'እንተንሽፕ' ካብ 6 ክሳብ 18 ኣዋርሕ ከም ንኡሳን ሰራሕተኛታታ ኴንኩም ናይ ምራሕ ዕድል ኣለኩም። (BPI).

እቲ መድደብ ጽዑቕ ኮይኑ ( ካብ 15 ክሳብ 20 ሰዓታት ኣብ ሰሙን) ሓገዝ:

  • ውልቃዊ መደባት ወይ ፕሮጀክትታት ምውጻእ,
  • ስራሕ ምሓዝ
  • መምርሒ ፍቓድ ምሓዝ..

i ምፍላጡ ኣገዳሲ : ኣብ ገለ ገለ ኩነታት። ክሳብ 500€ ኣብ ወርሒ ናይ ምኽፋል ዕድል ከጋጥመኩም ይኽእል እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብ ሚስዮን ሎካል ኣሰናይነት ምርካብ፣ መርበብ ርክብን ፍልጠትን ምዕባይ፣,ሞያ ምድህሳስ ከምኡ እውን ብ ቐሊል ስራሕ እትረኽብሉ ኣጋጣሚ ምፍጣር።

ሓደ ጽዑቕ መደብ ካብ 15 ክሳብ 20 ኣብ ሰሙን ምስ ብዙሓት ንጥፈታት

  • ስታጅ፣ ወይ ኢንተንሽፕ
  • ሓባራዊ ዎርክሾፓት
  • ቋንቋ ፈረንሳ
  • ውልቃዊ ምድግጋፍ
  • ምብጻሕ ትካላት

ከከም ምነታትኩም ክሳብ 500€ ዩሮ ኣብ ወርሒ ናይ ምኽፋል ተኽእሎ

ከመይ ንገብሮ?

ናብዚ ብምድዋል 03.84.72.53.18 ኣብ ኣከባቢኹም ዝርከቡ ሚስዮን ሎካል ንምርካብ።

i ክፍለጥዘለዎ፣ :ኣብ እዋን ቆጸራ መለለዪኹምዝኾኑ ሰነዳት ከም እኒ d'identité
(ረሲፒሴ/ ካርድሰጁኽ),
ናይ ገዛኹም መሐበሪ ሰነን ናይ ሚስዮን ስምን ናይ ባንኪ RIB ስም ኩም ዘለዎ ተማልኡ።

ኣብ ኣከባቢኹም ዘለዉ ሚስዮን ሎካል ዝርከቡ መሐበሪ ንምፍላጥ ኣብዚ ተወከሱ።

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • yassin bazzaziተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • liseተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • aniavilenተርጓሚ/ሚት
  • milodolerevermontኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianne georgesተርጓሚ/ሚት

Liens utiles