
Ofpra - Office français de protection des réfugiés et apatrides
ንጥፈታት ኣብ ስራሕ
ምንባብ
ምጥላብ ናይ ዕለተ ልደት ሰርትፍኬት ንምርካብ
ምጥላብ ናይ ዕለተ ልደት ሰርትፍኬት ንምርካብ ዝሕብር l'OFPRA ካብ ኦፍራ ዝወሃብ እዩ።

ምውሳን ስደተኛ ምዃን ምጥንጣን ወይ ምርሕራሕ
ምሕታት ብወለንታ ን ስደተኛ ክትኮኑ ከም ዘይትደልዩ ን l’OFPRA ክትሕብሩ ትኽእሉ ዘክእ

ምሕባር ሓፈሻዊ ኩነታት ኣድራሻኹም ን OFPRA
ምሕባር ኩነታትኩም ን l'OFPRA እንተደኣ ቁጽሪ ቴለፎን ፣ ኣድራሻን ፣ ኢመይልን ቦታን እንቀይርኩም እትሕብሩ፣

ምጥላብ ምስክር ወረቐት ናይ መርዓ
ምርካብ፣ ናይ መርዓ ምስክር ወረቐት ኣብ መንጎ ክልተ ሰባት ዘሎ ሕብረት ዘረጋግጽ ሓቀኛ ሰነድ እዩ ን ሰደተኛታት ድማ ብ l'OFPRA ይወሃብ ።

ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ ዝወሃብ ዝነበረ ሰነድ ተሪፉ እዩ እንተደኣኣ ስደተኛታት ኲይንኩም፣ ሰርቲኬት ኣየድልየኩም እዩ

ምምላስ ናብ ኦፍራ ዝተሰደደ ዶክሜንት l’OFPRA
ምምላስ ናብ ኣፍራ ዝለኣኽኩሞ ኦርጅናል ሰነዳትኩም l'OFPRA ከም ዝምለስ ክትገብሩ ትኽእሉ መገዲ ዝሕብር እዩ።

ምምላእ ናይ ስድራቤት መወከሲ ወረቐት ብግቡእ
ምስ ኦፍፕራ ዝተሓተተ ናይ ስድራቤት መወከሲ ወረቐት (FFR) ዘሎ ሓበሬታ ብግቡእ ከም እትጽሕፍዎም ምርዳእ ንኽትክእሉ ዝዓለመ።

ምህላው livret de famille ኣብ ፈረንሳ
ምእንቲ ካብ ኦፍፕራ ወይ ካብ ኣዳራሽ ከተማኹም መጽሓፍ መዝገብ ስድራቤት እትረኽቡሉ ጉዳያት ፍለጡ

ምውሓስ ጓል ኣንስተይቲ ውላድኩም ካብ ሓደጋታት ምኽንሻብ ምክልኻልን
ምዕቋብ ጓልኩም ካብ ሓደጋ ክንሸባ ምእንቲ ክትከላኸሉ፡ ን ኦፍራ ምሕታት ፣ ሕክምናዊ ምክትታል ግዴታታት ከም ዘለዎ እውን ምፍላጥ።

ምፍላጥ ናይ ልደት ሰርቲፊኪርትኩ ብኦፍፕራ l'Ofpra ድሉው ኮይኑ
ምእንቲ ኩነታት ናይ ዕለተ ልደት ምስክር ወረቐትኩም ንምፍላጥ ናብ ኦፍፕራ ክትድውሉ ትኽእሉ ኢኹም።
