
ማሕበር
እዚ ሓቤረታ
Weavers France - Weavers
Weavers est une association et un organisme de formation qui forme et facilite le recrutement des personnes exilées.
Pour aider les personnes exilées à trouver un emploi, nous avons créé des programmes gratuits et complets.
Nous avons également un programme de binômes pour permettre aux personnes exilées de rencontrer des personnes locales.
ቁጽሪ ተሌፎን
contact@weaversfrance.org
ኢመይል ኣድረስ
ዝኾነ ሓበሬታ የለን ናይ ቁጽሪ ተሌፎን
ኣድረስ ኮድ ፖስታል
50 Cr de la République, 69100 Villeurbanne
ዞባ\ ዴባርትሞ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
69 - Rhône
74 - Haute-Savoie
38 - Isère
ሰዓታት ናይ ምቅባል
ሶሉስ ካብ 09h00 ናብ 17h00
ሶሉስ ካብ 09h00 ናብ 17h00
ረቡዕ ካብ 09h00 ናብ 17h00
ሓሙስ፣ ካብ 09h00 ናብ 17h00
ዓርቢ ካብ 09h00 ናብ 17h00
ቀዳም : ተዓጺዩ
ሰንበት : ተዓጺዩ
ንጥፈታት ኣብ ስራሕ
ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ፣
ፈረንሳይ
ናይ ተግባር ልምምድ ወይ ንጥፈት ማሕበራዊ ስነ ቋንቋ፣
ፈረንሳይ
s
ምንባብ
6
ስልጠናን ስራሕን ንምርካብ ዘኽእል ስልጠና
ምርካብ ምስ ሞያኹም ምርካብን፣ መጀመርያ ስልጠና ምውሳድ ብድሕሪኡ ድማ ስራሕ ምርካብን፣

ምምሕዳር
+1
Weavers France
ብነጻ
ምምሕያሽ ናይ ቋንቋ ብቅዓትኩም
ምእንቲ ብዲጂታላዊ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳን፣ ምስ ሓደሽቲ ሰባት ናይ ምልላይ ዝዓለመ መደብ፣ ዘሳልን ዝሕግዝን ስልጠና ምውሳድ።

ፈረንሳይ
Weavers France
ብነጻ16 ስሰሙን
ምውሳድ ስልጠና ኣብ ሬስቶራንት ንምስራሕ ምእንቲ ኣብ ግሮኖብል
ምውሳድ ን ናይ 3 ወርሒ ስልጠና ምስ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት፣ ሬስቶራንት ንምምሃር ክትክእሉ

ምምሕዳር
+2
Weavers France
ብነጻ3 ወርሒ
ምትካብ ስልጠናን ስራሕን ኣብ ኣነሲ Annecy
ምምሃርኣብ ሆቴል ወይ መመገቢ ኢንዱስትሪ ስራሕ ንምርካብ ስልጠና ምርካብ

ፈረንሳይ
+2
Weavers France
ብነጻ4 ወርሒ
ምስራሕ ኣብ ኣነሲ Annecy ኣብ ሎጂስቲክስ ልምምድ ምግባር
ምስታፍ ኣብ ሞያውን ዲጂታላውን ኮርሳት ፈረንሳ፡ CACES 1B ምሕላፍን ኣብ ሩሚሊ ናይ 4 ወርሒ ልምምድ ምግባርን።

ፈረንሳይ
+2
Weavers France
ብነጻ450 ሰዓት
ንምምሕያሽ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ክእለት
ናይቋንቋ ፈረንሳ ፈረንሳ ኮርሳት፣ DELF A1 ወይ A2 ምድላው፣ ናይ ኩባንያ ርኽበት፣ ዲጂታላዊ፣ ናይ ስራሕ ደገፍ ምርካብ

ፈረንሳይ
+2
Weavers France
ብነጻ15 ስሰሙን
s