
ማሕበር
SECOURS CATHOLIQUE délégation Bourgogne - SCCF
Le Secours Catholique apporte aide et soutien à toute personne, sans distinction d'origine ou de religion, partout où cela est nécessaire. Par l'accompagnement de projets dans la durée, le Secours Catholique met tout en œuvre pour trouver avec les personnes en difficulté le chemin de leur autonomie et promouvoir leur participation. Le Secours Catholique fait connaitre les situations des personnes en difficulté, il alerte l'opinion et les pouvoirs publics sur les causes et les conséquences de l'exclusion. Notre mission est de faire rayonner la charité chrétienne par une solidarité complète entre tous.
ቁጽሪ ተሌፎን
bourgogne@secours-catholique.org
ኢመይል ኣድረስ
0380680980
ኣድረስ ኮድ ፖስታል
Maison Diocésaine 9 bis boulevard voltaire - 21 000 DIJON
ዞባ\ ዴባርትሞ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
21 - Côte-d'Or
71 - Saône-et-Loire
89 - Yonne
58 - Nièvre
ሰዓታት ናይ ምቅባል
Le siège basé à la Maison diocésaine de Dijon ne reçoit pas de public.
Vous pouvez nous contacter sur le numéro 03 80 68 09 80 du lundi au jeudi 8h30-12h30 / 13h30-17h30 et le vendredi 8h30-11h30.
እዚ ትካላዊ ኣተሃናንጻ እዚ ንኹሉ ህዝቢ ኣየአንግድን፣
ንጥፈታት ኣብ ስራሕ
ሓገዝ ናይ ፋይናንስ
ብቅዓት = ክእለት
ፎርማሶን ትምህርት ኮድ
ብቅዓት = ክእለት
ሓፈሻዊ ሓገዝ ኣብ ክሉ
ቤት ጽሕፈታት
ትምህርቲ ምስልጣን ን ፈላሚ\ት
ምምሃር
ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ፣
ፈረንሳይ
s
ምንባብ
7
ምግዛእ ነገራት ብሕሱር ዋጋ
ኣብ ሓደ ናይ ምትሕጋዝ ድኳን፣ ብሕሱር ዝሸይጥ ኣቑሑት ይኹን ክዳውንቲ ብምግዛእ ተጠቐሙ።

ስድራ-ቤት
+1
SECOURS CATHOLIQUE délégation Bourgogne
ቋንቋ ፈረንሳ ምጽናዕ፡
ምስታፍ ኣብ ቋንቋ ፍረንሳ ምምሃር ወይ ንምምሕያሽ ብደረጃ ዝተዳለወ ሓባራዊ ዓውደ

ፈረንሳይ
SECOURS CATHOLIQUE délégation Bourgogne
ብነጻ
ምርካብ ደገፍ ንስራሕ ኣብ ምርካብ ዝግበር መስርሕ
መካብ ውልቃዊ ሓገዝ ኣብ ምድላይ ስራሕ ኣገልግሎት ወይ ደገፍ ምሃብ

ስራሕ
SECOURS CATHOLIQUE délégation Bourgogne
ብነጻ
ኣብ ትምህርቲ ቖልዑ ምትሕግጋዝ ንምርካብ
ንሓፈሻዊ ሕቶ ብዛዕባ ናይ ቆልዑ ትምህርቲ ፣ ብዛዕባ ደቕኹም ዝምልከት ሓገዝን ደገፍን ምብምርካብ ምእንቲ ክትከስቡ።

ስድራ-ቤት
SECOURS CATHOLIQUE délégation Bourgogne
ብነጻ
ምርኻብ ሓደስቲ ሰባት ኣብ እንዳ ቡንን ሻሂን
ማሕበርና (Secours Catholique ) ናባና መጺኹም ቤተሰባዊ ዝኾነ ጽቡቕ ናይ ምልላይን ዕላልን ምዝርራብን ግዜ ከተሕልፉ ንዕድመኩም።

ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
SECOURS CATHOLIQUE délégation Bourgogne
ብነጻ
ምስታፍ ኣብ ሓደ መዘናግዒ ማእከል
ውዕዉዕ ናይምዝንጋዕ እዋን ኣብ ምስራሕ ኢደ ጥበባብት ምስታፍ (ናይ ርክያዎ እችነቶ ወዘተ ...)ተሳታፍነት ዘለዎ መደብ

ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
SECOURS CATHOLIQUE délégation Bourgogne
ብነጻ
ምክንኻን ገዛእ ርእስኹም ምዕራፍን : ብማይ ምሕጻብ ንኽትክእሉ
ንምርካብ ንዝሽገሩ ፣ ምዕራፍ ኣካላት ምሓብክንክን ጸጉሮም ዝከናኸንሉንዝኣመስሉ ኣገልግሎታት ብነጻ ዝረኽቡሉ ቦታ እዩ።

ጥዕና
+1
SECOURS CATHOLIQUE délégation Bourgogne
ብነጻ
s