ናይ ቋንቋ ብቅዓትኩም ንምምሕያሽ
ምስ la Pré-Formation Weavers pour primo-arrivants (ex-Tissu Solidaire)

ናይ ቋንቋ ብቅዓትኩም ንምምሕያሽ

ምስ 
la Pré-Formation Weavers pour primo-arrivants (ex-Tissu Solidaire)

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ16 nov. 2022

እንታይ ኢዩ?

ን 12 ሰሙን ማለት (3 ኣዋርሕ ) ካብ 19 መስከረም ክሳብ 16 ታሕሳስ 2023

  • ንምምሕያሽ ቋንቋ ፈረንሳ ዝሕግዝ ትምህርቲ ምሃብ ፣
  • ናይ ኮምፒተርን ብኢንተርኔት ዝሳለጥ ዕዮታት
  • ስፍየት ክዳን (ደረጃ ናይ ፈረንሳ ብቖኣት ዝሓለወ)፣
  • ብውልቂ ዝሕግዝ ምርካብ
  • ኣብ ሃገረ ፈረንሳ ምስ ነባሮኣን ንብምላይ
  • ናይ ስፌት ክዳን መደባት

ንመን ኢዩ ፧

ኣገዳሲ

ኣብ ሃገረ ፈረንሳ ቀዋሚ መንበሪ ምርካብን ናይ ኤረሳ (RSA) ተባሂሉ ዝፍለጥ መደብ ኣፍልጦን ተጠቃሚ ምዃንን፣

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ን 3 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ኣገዳሲ

ኣብ ሃገረ ፈረንሳ ቀዋሚ መንበሪ ምርካብን ናይ ኤረሳ (RSA) ተባሂሉ ዝፍለጥ መደብ ኣፍልጦን ተጠቃሚ ምዃንን፣

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ን 3 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ሓደ ምሉእ ስልጠና

ኑሜሪክ ዝበሃል ስልጠና( ኣፍልጦን ዕዮን ብኢንተርኔት ዝሳለጡ ዕዮታት ምፍላጥ)፣ ቋንቋ ፈረንሳ ፣ ስፍየት ክዳን፣ ናይ ስራሕ ኩነታት ብግቡእ ምርዳእ ዝሓቖፈ ስልጠና ምውሳድን፣ ብድሕሪ እዚ ስልጠና ስራሕ ናይ ምርካብ ዕድል ምህላው ዘጠቓለለ መደብ እዩ።

ምስ ፈረንሳውያን ምልላይ

ምስ ከሰንየኩምን ክሕግዘኩምን ዝኽእሉ ፈረንሳውያን ተላሊኹም ጽቡቕ ዝኾነ ምሕዝነታውን ናይ ምትሕግ ጋዝን ምርድ ዳእን ጽምድነት ወይ ምሕዝነት ምፍጣርን፣

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ርኸቡና

ኣብ መሕበራዊ መራኸቢታት

  • ማለት ኢመይላትና
    - ኣብ ልዮን (Lyon)anastasie@weaversfrance.org / 04 26 18 47 65
    - ኣብ Annecy, à charlotte@weaversfrance.org / 07 88 46 71 29
  • ማለት ዌብ ሳይትና : https://www.weaversfrance.org ተወከሱና።ዝቕጽል መዝገባ
  • ዝቕጽል መዝገባ ኣብዚ ብምጥዋቕ ተወከሱ ici
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
8 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Weavers

Weavers France