Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ MJC Palente ኤም ጀይ ሲ ፖለንታ

MJC Palente
ኣዳላዊMJC Palente

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1, A2, B1

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዝለኦኣለ 9 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎትኽኽል 4 ሰዓት ኣብ ሰሙን

ኣበይ ?

ፈረንሳ ንምዝራብ ተመሃሩ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

እንታዩ’ዩ ?

MJC Palente ንዝኾነ ቋንቋ ፈረንሳ ክመሃር ወይ ክለማመድ ንዝደሊ ብነጻ ትምህርቲ ፈረንሳ (ኣብ ሰሙን 4 ሰዓታት) የቕርብ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ደረጃ ቋንቋኻ ከተመሓይሹ ትኽእሉ ኢኹም

ሓደሽቲ ሰባት ንምርኻብ እውን ዕድል ይህብ እዩ።

ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባትኩም እውን ክንሕግዘኩም ንኽእል ኢና።

ከም ኣካል ናይቲ ብኮሚተ ከባቢ ሮዝሞንት ሴንት ፈርጀውስ ዝቐርብ ናይ ስራሕ ምልዕዓል ዓውደ መጽናዕቲ (AMVE) ይገብር።

ከመይ ንገብሮ?

ብስልኪ ቁጽሪ 06 13 57 04 46 (WhatsApp, SMS, Call) ወይ ብኢመይል contact.asl.mjc@gmail.com ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም።

መደባትን ቦታታትን ኮርሳት ኣብዚ ኣሎ (ኣብ ታሕቲ ብኻልእ መገዲ ኣብ ካርታ ርአ)፤

  • ኣብ Comité de quartier Rosemont St Ferjeux
    • ካብ ሰሉስ ክሳብ ዓርቢካብ ሰዓታት 9h15 ክሳብ 11h15
  • MJC Palente
    • ሰኑይ 9h15 ክሳብ 11h15
    • ሰሉስ 18h-20h
    • ዓርቢ 14hክሳብ16h
  • MJC Clairs Soleils
    • ሰኑይ 14hክሳብ 16h
    • ሓሙስ 9h15 ክሳብ 11h15

ሓሙስ ንግሆ፣ ,ሻሂ እናሰተና ቋንቋ ፈረንሳ ንዘራረብ ኢና

ኣብ ላዕሊ ገጽ
ብ ሊንክ ወይ ፈለግ ሼር ግበሩዎ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

a mugniera mugnierምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
mariammariamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
aslaslተርጓሚ/ሚት