Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1

ዋጋ

ብነጻ

ምርዳእ ክብርታትን ናይ ንሪፓብሊክ ፈረንሳን

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 9 jours

እንታዩ’ዩ ?

እዚ ነጻ ናይ ስልጠና ኮርስ፡ ንሪፓብሊክ ፈረንሳን ክብርታታን ብመንገዲ ብንኡስ ኣርእስቲን ዝተተርጎመን ቪድዮታት ብቐሊል ልምምዳት ክትርድኣ የኽእለካ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምምሃር ክብርታት ናይ ሪፓብሊክ ፈረንሳ ታሪኽንብ ባህሊን ሕብረተሰብ ፈረንሳን ክትርዳእ ምኽኣል

እቶም ልምምዳት ፈረንሳዊ ቋንቋኻ ከተመሓይሽ የኽእሉኻ።

እተን ቪድዮታት ኣብ...

  • ቋንቋ ፈረንሳዊ፣
  • ኢንግሊዝ,
  • ዓረብኛ
  • ስጳኛ
  • ፖርቱጋልኛ፣
  • ማንደሪን፣
  • ሩስያዊ፣
  • ታሚል፣
  • ፋርሲ
  • ፓሽቶ

እቶም መደባት ብነጻን ድሕሪ ምዝገባ ብቐዋምነት ዝረኽብዎን ኮይኖም፡ ብናይ ገዛእ ርእስኻ ናህሪ ክትመሃር የኽእለካ።

ከመይ ንገብሮ?

ንምጅማር፡ ኣካውንት ክትፈጥሩ ኣለኩም ici ! ፡ ኣብዚ ጠውቕ

ኣብ ላዕሊ ገጽ

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

xavidumxavidumምምሕዳር
margotgltmargotgltምምሕዳር
fatma bouhejbafatma bouhejbaምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
ammar bazzaziammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
alexisalexisተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
stygianstygianተርጓሚ/ሚት
mariyadmariyadተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት