Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA2, B1, B2, C1, C2

ዋጋ

ብነጻ

ምርካብ ገዛ ካብ ኢል-ደ-ፍራንስ ወጻኢ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 4 mois

እንታዩ’ዩ ?

ኣብ ዞባ ኢል-ደ-ፍራንስ ትነብር ዲኻ? ከምኡ እንተኾይኑ ኣብ መደብ CLIL ክትጽንበሩ ትኽእሉ ትኾኑ።

እዚ መደብ እዚ ኣብ ካልእ ዞባ ፈረንሳ (ሳቮያ፡ ሎዘር፡ ካንታል፡ ሴን-ማሪታይም...) ናይ ህይወት ፕሮጀክት ንምህናጽ ዝሕግዘካ ምስ ሰብ ሞያ ዝግበር ደገፍ ዘጠቓልል እዩ።

ጽቡቕ ክትፈልጥ : መደብ ኤሚለ ኣብ ኢል-ደ-ፍራንስ ዝነብሩን መንበሪ ገዛን ርጉእ ስራሕን ንምርካብ ዝጽገሙን ሰባት ዝምልከት እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

መንበሪ ገዛ ክትረክብን ኣብ ካልእ ዞባ ፈረንሳ ክትሰፍርን ትዕጀብ።

ኣብ ሞያዊ ፕሮጀክትካ፡ ኣብቲ ናብ ስራሕን ሞያዊ ስልጠናን እትወስድዎ ስጉምትታት ትዕጀብ።

ሳላ ኣብቲ ዝመረጽካዮ ግዝኣት ምጥሓል፡ ኣብ መጻኢ እትነብረሉ ቦታ ትበጽሕን ምስ ኣስራሕቲ ትረክብን።

ኣብቲ ቦታ ማሕበር ይስዕበካ፣ ምእንቲ ምትካልካን ሞያዊ ውህደትካን ጽቡቕ ክኸይድ።

ከመይ ንገብሮ?

ኣብቲ ናይ EMILE መዝገባ ንኽትሳተፉ ምእንቲ ነቶም ዘሰንይኹም ፣ ሰብ ሞያ ነቲ ኣብ ኣንላይን ዘሎ ፎርሙላ ከም ዝመላልኩም ግበሩ።

ነዚ ንምግባር ፣ ቆጸራ ኣብ https://www.programme-emile.org/,ብምእታው ነቲ "Je m'inscris". ዝብል ጠውቕዎ

ኣብ ላዕሊ ገጽ
ብ ሊንክ ወይ ፈለግ ሼር ግበሩዎ

17 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

a mugniera mugnierምምሕዳር
xavidumxavidumምምሕዳር
andressa bittencourtandressa bittencourtምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
youyouተርጓሚ/ሚት
ammar bazzaziammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
alexisalexisተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
agathelaagathelaተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
virginie lbvirginie lbኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
ymh582760@gmail.comymh582760@gmail.comተርጓሚ/ሚት