Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ዓው ኢልካ

A Voix Haute
ኣዳላዊA Voix Haute

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ቐጻሊ ተሳትፎዳርጋ 2 ሰዓት ኣብ ሰሙን

ንኽትመሃር ምጽዋት

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

እንታዩ’ዩ ?

ወላዲን ውላድን (ካብ 4 ክሳብ 11 ዓመት) ጸወታታት ብምጽዋት ኣብ ምዝካር፣ ምትኳርን ናይ ቤት ትምህርቲ ክእለትን ንምስራሕ።

ጽቡቕ ክትፈልጥ : ተወሳኺ ብቪድዮ ርኣዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እቲ ዓውደ መጽናዕቲ ብፍላይ ኣብ ምዝካርን ምትኳርን ንምስራሕ የኽእል።

እቲ ዓውደ መጽናዕቲ ንህጻናት ኣብ ዕዮ ገዛ ቤት ትምህርቲ ብዝበለጸ ንምድጋፍ ዝሕግዙ መሳርሒታት የተኣታቱ።

ምስ ስድራቤት ግዜ ንኸነሕልፈሉ እውን ዕድል እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ቀዋሚ ምዝገባ ኩሉ ግዜ ዓርቢ ንግሆ (ካብ ሰዓት 10 a.m. ክሳብ 12 p.m) ኣብ ቀጽሪ A Voix Haute ይካየድ። (ብዘይካ ናይ ትምህርቲ ዕረፍቲ)

ጽቡቕ ክትፈልጥ : ኣድራሻ፡ 50 ሩ በርናርድ ዱ ቦይስ፡ 13001 ማርሴ፡ ፈረንሳ

ኣብ ላዕሊ ገጽ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

a mugniera mugnierምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
youyouተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
avoixhauteavoixhauteኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ