"ኣማኻሪ መሸጣ" ንምዃን ዝውሰድ ስልጠና ምስ Lafayette LeBHV: Marais
ምስ ነፍሲ ወከፍ each One
"ኣማኻሪ መሸጣ" ንምዃን ዝውሰድ ስልጠና ምስ Lafayette LeBHV: Marais
ምስ ነፍሲ ወከፍ each One
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 5 oct. 2022
እንታይ ኢዩ?
ጋለሪስ ላፋይት ወይ ለ ቢኤችቪ / ማራይስ ንዝሰርሕ "ኣማኻሪ መሸጣ" ዝብል ስራሕ ክሰርሕ ዝኽእል ቀዋሚ ስራሕ ንምርካብ ናይ 3 ወርሒ ዝኽፈል ስልጠና Galeries
Lafayette ou Le BHV / Marais à Paris. ፣
ንመን ኢዩ ፧
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ
ን 3 ወርሒ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ
ን 3 ወርሒ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ዘኽፍል ስልጠና
እዚ ን 3 ኣዋርሕ ስልጠና ተሳተፍቲ ዝኽፈልሉ ስልጠና እዩ።
ሞያዊ ንምቕሳም
ሞያ ኣማኻሪ መሸጣስልጠና (ቀዋሚ ውዕል ናይ ምህላው ተኽእሎ ናይ CDI ) ዘለዎ፣
ሞያዊ ተመኩሮ ዘካተተ
ኣብ ጋለሪስ ላፋይት ሃውስማን ወይ ለ ቢኤችቪ/ማራይስ ናይ ምጥላቕ ኮርስ ክትገብሩ ትኽእሉ ኢኹም።
ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳኻ ኣመሓይሽ
እዚ ስልጠና እዚ ደረጃ ሞያዊ ቋንቋ ፈረንሳ ከተመሓይቑ የኽለኩም።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
እዞም ዝስዕቡ መዐቀኒታትምምላእ የድሊ ኣብኡ ንምስታፍ
- ኣብ ፈረንሳ ክትሰርሕ ፍቓድ ዝህበካ ቪዛ ወይ መንበሪ ፍቓድ ይሃልኻ
- ደረጃ B1 (ብጽሑፍን ኣፋውን) ዝተሓተ ብፈረንሳ
- ደላዪ ስራሕ ምዃን።
ናይ ስልጠና ዕለታት
- ናይ ሓባር ሓበሬታ ኣኼባ፡ 20 ጥቕምቲ2022
- ናይ ምምራጽ ቃለ መሕትት፡ 3 ነሓሰ
- ምጅማር ስልጠና፡ 14 ሕዳር 2022
ከመይ ጌርካ ተመልክት።
ኣብዚ ሊንክ ብምጥዋቕ ከተመልክቱ ትኽእሉ ኢኹም ፡ https://bit.ly/each-one-application-aio
ዝኾነ ሕቶ ምስ ዝህልወኩም ርኸቡና።
ንሕቶታትኩም ብኢመይል info-formation@eachone.co ንምምላስ ድሉዋት ኢና።
ኣበርከቲ ዓድም
14እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ