Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ኣብ ኢንተደዮ INTEDEO

INTEDEO 88
ኣዳላዊINTEDEO 88

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዝለኦኣለ 2 ዓመታት

ኣበይ ?

ስራሕ ምርካብ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

እንታዩ’ዩ ?

INTEDEO ን ን ውልቃዊ ሓዘዝኩም እብ ግዝያዊ ስራሕ ዝነጥፍ ማሕበር እዩ

ን እብ ክልል ናይ Saint-Dié-des-Vosges, INTEDEO ንዝነብሩን ፣ ኩሎም ኣብ እቲ ከባቢ ክርከቡ ዝኽእሉ ስርሓትን (ኣብ ኢንዳስትሪ ,ህንጻ፣ ሸቐጥ ..). Tኩሎም ኩናታትትን ተመክሮታትን ቅቡላት እዮም

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ናይ ውሎኢ መደብ ዝዓለም ሓበሬታ
  • ኣኣብ ስልጠናን ስራሕን ዝወስድ ሓበሬታ

INTEDEO ምስ ዝተፈላላዩ ትካላት እዩ ዝሰርሕ

  • ዲፕሎም ክህልወኩም ኣድላዪ ኣይኮነን
  • ን ስንኩላን ሰራሕተኛታት ክፉት እዩ

ከመይ ንገብሮ?

  • ወትሩ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓታት 9h ክሳብ 17h.
  • ብ ቋንቋታት ፈረንሳን እንግሊዝን

CVኩም ብ ቐጥታ ምእታውን ትኽእሊ ኢኹም

ኣብ Allée Robert Schumann - 88110 Raon l'Etape እዩ ኣድራሻና

ኣብ ላዕሊ ገጽ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

a mugniera mugnierምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
noornoorተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
mariammariamተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
alexisalexisተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
intedeo88intedeo88ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ