Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ኣብ CCAS ናይ ክሌሞ ፈፋንድ Clermont-Ferrand

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

ብነጻ

ናይ ቤት ጽሕፈት ወረቓቕቲን ካልእን ንምስላጥ ኣሳላይነት ምርካብ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

እንታዩ’ዩ ?

እዚ ማእከም (CCAS) ናይ ን ሓደ ኣብ እቲ ሕብረተሰብ ሓገዝ ንዘድልዮ ሰብ ምስ ስድርኡ ንምሕጋዝን ዝዓለም እዩ።

ናይ ቤት ጽሕፈት ዝጻፈፍ ወረቓሕቲን ጉዳያትን እንተለኩም ምጹና፣ ከምኡ እውን ምስ ኣሲስታንት ሶሻል ቆጸራ ንምሓዝ እውን ትኽእሉ ኢኹም

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣባላት CCAS ኣብ ግዜ ስራሕ፣ ከአንግድኹም ሕቶኹም ክምልሱን፣ እቲ ዝግባእ ናይ ቦአት ጽሕፈት ወረቓሕቲ ኣብ ምምላስ ይሕግዝኹምን

i ክፍለጥ ዘለዎ! : ታሴታኹም፣ ናይ መንበሪ ኣቴስታሽንን ተማልኡ

ብ ኣባላትና ዝኾኑ ኣሲስታንት ሶሻልን ኣገልግሎት ምእንቲ ክትረኽቡ

i ምፍላጡ ኣገዳሲ! : ኣብ CCAS. ብምምጻእ ቆጸራ ክትወስዱ ይግብኣኩም

ከመይ ንገብሮ?

ኣብ 18 rue Maréchal de Lattre ከምኡ ውን de la 1ere armée à Clermont-Ferrand

i ምፍላጡ ኣገዳሲ :ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ 8h30-12h15 / 13h00-16h45

ከምኡ እውን ብ ቴለፎንና ቆጸራ ሓዙ

ኣብ ላዕሊ ገጽ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

a mugniera mugnierምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
nawal ghandournawal ghandourተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
olena358olena358ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት