ኣብ ድኳን ሸቃጢ ምዃንን፣ ፍሉይ ናይ ምድርዳር ድኳን ምስታፍ ዝውሰድ ስልጠና።
ምስ ኣብ ኤች ዋን each One

ኣብ ድኳን ሸቃጢ ምዃንን፣ ፍሉይ ናይ ምድርዳር ድኳን ምስታፍ ዝውሰድ ስልጠና።

ምስ 
ኣብ ኤች ዋን each One

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ16 mai 2022

እንታይ ኢዩ?

እዚ ናይ ስልጠና መደብ እዚ ን 3 mois ኣዋርሕ ኮይኑ ን ጀመርቲ ካብ 30 ሰነ 2022 à Paris (Rungis) ኣብ እዘን ዝስዕባ ምድባት ይህብ

  • S1 ኣብ ፎርኖን :& ኬክን ምቁር ሕበስቲ
  • S2 : ፍረታት ኣትክልቲን ዓሳታትን
  • S3 :ናይ ጆላተን፣ &ሕብስታዊ መግቢ ከም እኒ ፒዛ

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ን 3 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ን 3 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ዝኽፈሎ ስልጠና

እዚ ናይ 3 ኣዋርሕ ኮይኑ እናተኸፈልኩም ትስልጥንሉ እዩ።

ኣብ ዝተፈላለየ ሞያ ፍልጠት ዘቕስም እዩ

ኣብ ናይ ምድርዳር ኣቑሑ ድኳን ሱፐርማርኬትን ሞያ ምጥራይ (ሓደ ሰርቲፊኬት ናይ ECM). ንምሓዝ

ኣብ ዓውደ ምርባብ ኣቑሑ ናይ :

  • S1 : ባኒን boulangerie & ምቁር ሕብስቲን pâtisserie
  • S2 : ፍረታት, ኣሕምልቲ፣ & ዓሳን
  • S3 : ጌምን & ሓውሲ ንቑጽ ሕብስቲ ፖዛን፣ ሱሺን መሰልቱን

i ምፍላጡ ኣገዳሲ :ኣብዚ ስታጅ ወይ ስልጠና እዚ ፣ ብ Monoprix ዝተወሃሃደ እዩ።

ደረጃ ብቕዓት ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሕያሽ

እዚ ስልጠና እዚ ብ ዓቕምኹም ኮይኑ፣ ናይ ፈረንሳ ቋንቋ ምዝራብ ብቕዓትኩም ክብ ዘብል እዩ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ነዞም ዝስዕቡ ረቛሒታት እተማልኡ ክትኮኑ ተስፋ ንገብር።

  • ናይ ኣብ ፈረንሳ ንምስራሕ ዘፍቅድ ቪሳ ዘፍቅድ ወይ ወረቐት ምህላው
  • ናይ ቋንቋ ክእለት A2 እንተወሓደ
  • ደለይቲ ስራሕ ወይ ስራሕ ዘይብምኩም ክትኮኑ ኣለኩም

ናይ ስልጠና ዕለት

  • ናይ ሓባር ወይ ቀዳማይ እግሪ ኣኼባ : 25 mai 2022
  • ናይ ብቑዓት ሰባት ምርጫ : 20 juin 2022
  • ናይ ስልጠና ዝጅመረሉ : 2 ምድብ ኮይኑ

- እቲ ካልኣይ እቲ ቀዳማይ 30 ሰነ 2022

- 07 ሓምለ 2022

ብኸመይ እረኽቦ

ኣብዚ ብምጥዋቕ ተመዝገቡ : https://airtable.com/shrqjUd5VL4MUKBFX

ዝኾነ ሕቶ ምስ ዝህልወኩም

በዚ ኢመይል ክንምልሰልኩም ድሉዋት ኢና፣ ኢመይል ስደዱልና

mail info-formation@eachone.co

ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
0 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Responsable

each One

Partenaires

Monoprix
Pôle emploi

Responsable

each One

Partenaires

Monoprix

Pôle emploi