Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Avec ASLC - Formation Li-Pro 8

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 5 ወርሒ
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ረቡዕ, ሓሙስ, ዓርብ

ኩነታት

መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው
ናይ CIR ን ናይ OFII ኮርሳት ወዲእኩም እንተኮይንኩም

ምምሃር ን ሞያ ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 8 mois

እንታዩ’ዩ ?

ሓደ ናይ ስልጠናን፣ ከምኡ እውን ናይ ኣሰናይነት መደብ ብውልቂን ብ ሓባርን ፣ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ፣ሓፈሻዊ ምውህሃድ ናይ ባህሊን ስራሕን ንምጥያስ ምትሕግጋዝ ዘተቓለለ እዩ።

i ንምፍላጡ ኣገዳሲ!። እቲ ንጥፈት :30 ሰዓታት ኣብ ሰሙን፣ 5 ኣዋርሕ : 600h ናይ ስታጅ ጠቕላላ ሰዓት፣ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ፣ ካብ ሰዓታት 9h30 - ክሳብ 12h30, ከምኡውን 13h30-16h30.

6 ዛዕባታት ዘጠቓለለ

  • ኣብ መቐበሊ ቦታ -ሓፈሻዊ ገምጋም (10 )ሰዓታታ
  • ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ (300)ሰዓታት
  • Aናይ ኢንተርኔት፣ምፍላጥ መሰላትን ኮርስ ን (30) ሰዓታታ
  • ን ስራሕ ዝዓለም ቋንቋ ፈረንሳ (170) ሰዓታት
  • ውልቀዊ መደባት ምስትኽኻልን(30)ሰዓታታ
  • ኣሳላይነት ን ምድላይ ስራጅ i (60) ሰዓታት

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብሳላ እዚ ስልጠና ወይ ፎርማስዮን እዚ፣ኣብ ደረጃ A2 ወይ ልዕሊኡ ክትበጽሑ ትኽእሉ።ንዕኡ ዝበቅዕ ወግዓዊ ሰርቲፊኬት እውን ይህብ።

ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲን ፣ሓፈሻዊ ንጥፈታትናን ፣ጽዑቕ መደብ እዩ ,

ናይ ሕጊ ኣፍልጦ ንምሓዝ (ኣብ ሓፈሻዊ ናይ ሶሻልን ሓገዛትን፣ ክሳብ ተጠቃምነት መሰልናይ ጠበቓን ዘተቓለለ ኮይኑ ...) ኣብ ኢንተርኔት ( ሓፈሻዊ ኣጠቓቕማ ናይ ብ ኦን ላይን፣ወይ መስመር ኢንተርኔት ዝስርሑ ናይ ምምሕዳራዊ ወረቓቕቲ ኣፍልጦ ንምድልዳል).

እቲ ስልጠና ዝሕግዞ

  • ኣብ መዓልታዊ ህይወትን ኣብ ናይ ስራሕ ዓለምን ዝሕግዙ ቃላትን ሓረጋትን ምፍላጥ
  • ናይ ውልቂን ናይ ስራሕ ህይወት መደብ ብዕላማ ምድልዳል

ከመይ ንገብሮ?

01 88 32 11 27

ኣብ ላዕሊ ገጽ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
youyouተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
mariamariaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
jospribjospribተርጓሚ/ሚት
blagardeblagardeተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
aslcaslcኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ