ኣብ Vienne ሓደ ስልጠናን ወይ ስራሕን ንምርካብ
ምስ ቦስተት 86 Booster 86

ኣብ Vienne ሓደ ስልጠናን ወይ ስራሕን ንምርካብ

ምስ 
ቦስተት 86 Booster 86

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ 12 mai 2022

እንታይ ኢዩ?

እዚ ብውልቀ ሰባት ደረጃ ማሕበራዊ ኣገልግሎት እዚ ዝስዕብ የጠቓልል :

  • ናይ ውልቂ መድደባትን ፕሮጀክትታትን ንምዕባይ (ኣብ ዝኾነ ጽላት ኣብ ዝኾነ ስራሕ፣ ብ ዝኾነ ተበግሶ...),
  • ስራሕ ንምርካብ (CV ናይ ተበግሶ ደብዳቤን ድምላውን ን ኣገባባት ኣዳልያ ስራሕ ፣ ናይ ቃለ መጠይቕ ናይ ስራሕ ምድላዋት ምግባርን ምትሕብባር ..),
  • ስልጠና ምርካብ (ተረከብቲን ኣድማዕቲን ዝኾኑ ስልጠናታት፣ ምርኣይ..),
  • ገዛ ንምርካብ ( ሓደ እተጽልልሉ ገዛ ምርካብ ...),
  • ጉዳይ ጥዕናኹም ምክትታል.

i ኣገዳሲ ሓበሬታ! ሰብ ሞያ እቲ ዕውዲ ን ነፍሲወከፍ ተሳተፍቲከከም ድሌታቶም፣. ብ ተኤለፎንን ብምርኻብ ይዓዩ።

ንመን ኢዩ ፧

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ን6 ኣኣዋርሕ (ምስ ዝድለ ድማ ፣ዝሕደስ ውዕል)

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

86 - Vienne

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ን6 ኣኣዋርሕ (ምስ ዝድለ ድማ ፣ዝሕደስ ውዕል)

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

86 - Vienne

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ናይ ውሎኢ ኣሰናይነት፣ኣሳላይነትን

ከከም ድሌትኩም ፣ ናይ ማሕበራዊ ናብራን ስራሕ ምርካብን ኣሰናይነት ምርካብ።

ከከም ቅልጣፌኹምን ረምታኹምን

ሓንሳብ ኣብ ሰሙን፣ሓንሳብ ኣብ ወርሒ፣ ኣቶም ኣገልግሎታት ከከም ድሌትኩም እዩ ዝሰላሰም። (ስልጥና ፣ ስራሕን ኣብ እትደልዩሉ ፣ ምጹና...).

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ርኸኑና Booster 86 ኢልኩም

  • መሕበራዊ ኣገልግሎት (ታት) ሓገዝ ካብ ኣብላት Booster 86 ጥለቡ
  • ብቐጥታ ን ኣባላት Booster 86 ንምርካብ :

ናብ Amaury TURPIN, 07.72.51.03.67 / ብምድዋል ወይ ኢመይል ብምጽሓፍ amaury.turpin@viltais.eu

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
0 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Viltaïs - Pôle Réfugiés Poitou-Charentes