Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ኣብ ሚስዮን ሎካል ናይ Poitou

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

ብነጻ

ኣበይ ?

ኣብ ስራሕን ውልቃዊ ህይወትን ኣሳላይነት ንምርካብ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

እንታዩ’ዩ ?

ሚስዮን ሎካልልን ኣብ ክሊ ዕድመ ካብ 16 ክሳብ 25ዓመት ንዝኾኑ ካብ ትምህርቲ ዓለም ን ዝተሰናበቱ መናሰያት ዝከታተል ትካል እዩ።

እቲ ትካል ፣ን መንእሰያት ኣን ብዙሕ ናይ ሞያ መደባት ኣብ ዝተፈላለየ ደረጃታት የሳሊን ።

  • ስራሕ ንምርካብl,
  • እብ ስልጠና ንምስታፍ
  • ኣብ ምጉዕዓዝ (ትራንስፖርት...),
  • መንበሪ ኣብ ምርካብ,
  • ጥዓና ኣብ ምክትታል
  • ሓብረተሰባዊ ኣፍልጦ ምኽዕባት

ስለዚ ሚስዮን ሎካን ናይ Poitiers ከምኡ እውን Grand Poitiers.

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኩሎም ተሳታፊ፣ ስልጠና፣ ስራሕን ዘውህብ ብቕዓት ንምጥራይ ክትትል ይረኽቡ

ናይ 6 ክሳብ 1 ዓመት ዝኸይድ ናይ ሚስዮሎካል ሓግዝ ከከም ኩነታት ተሳተፍቲ ከከም ብድሆታቶም ንምርካብ

ምስ ኣብ ፓንትዮኽ ዝርከቡ ተሓባባርት ኣካላት፣ ከከም እቲ ድሌት ናይ እቲ ተሳተፍቲ፣ ምርኻብ ፣ ን ኣብነት ኣብ ዕላማታት፣ስራሕ ፣ ስልጠና፣ ገዛን ፣ ናይ ምምሕዳር ነገራትን ዘጠቓልል ክኸውን ይኽእል ።

ኣባላትና፣ ቆጸራ ምስ ሓፈሻዊ ሓኪም ፣ ከምኡ እውን ምስ ናይ ሳይኮሎጂ ክኢላ ን ምርኻብ፣ ኣብ ጉዳይ ደቀንስትዮ፣ ዘካተት አኣገልግሎት ንምርካብ ይሕግዙ

ከምኡ እውን ፣ ካብ ሓሚምካ ሕክምና ተኸናኺንካ ጥዕና ኣብ ዝብል ዕላማ፣ ዝብል ናይ ትምህርቲ መደባት የተግብር።

ከመይ ንገብሮ?

ቆጸራ ንምሓዝኩም ኣቐዲምና ነመስግን :

  • ኣብ ናይ ኢንተረት ሳይትና : https://www.mli-poitiers.asso.fr (ኣብቲ Nous contact ዝብል ብምጥዋዕቕ )
  • ብ ቴለፎን : 05 49 30 08 50
  • ኢመይል: secretariat@mli-poitiers.asso.fr
  • ኣብ ኦፊስና ብቐጥታ ብምኻድ ኣድራሻና Poitiers : 30 Rue des Feuillants, 86000 Poitiers.

ሰኑይ፣ ረቡዕ፣ ሓሙስዓርቢካብ ሰዓታት : 8h30-12h30 ከምኡ እውን 13h30-17h00.

ሰሉስ 8h30-12h30 ናይ ምሸት ግን ዕጹው እዩ።

ኣብ ላዕሊ ገጽ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
youyouተርጓሚ/ሚት
nounouተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
mlip86mlip86ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ