Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ኣብ ፕሮግራም " ኣጊር Agir" ን " ኣክቸላተር Accélérateur"

YOON France
ኣዳላዊYOON France

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

10€ ሓንሳብ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዝለኦኣለ 6 ወርሒ

ኣበይ ?

ብቐሊሉ ንምድላይ፣ ብቐሊ ነሰንየኩም

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

እንታዩ’ዩ ?

ኣብ ምድላይ ስራሕ ሓገዝቲ ዝኾኑ ክልተ መድረኻት ምሕላፍ።

እቲ ናይ ምስናይ መደብ ካብ 1 ክሳብ 6 mois ኣዋርሕ - ብምዝገባ እዩ

- ብ AGIR ተሰነዩ :

ምስ ወለንታውያን ኣገልገልቲ ብምርኻብ፣ ናይ ስራሕ ዓለም ክውነት ናይ ፈረንሳ ፣ ኣገባባት ምድላይ ስራሕን ፣ኣብ ዝሕብር ዎርክሾፓት ተሳተፉ።

ካብ 1 ክሳብ3 መድረኻት ፣ ከከም ድሌትኩምን ክእለትኩምን ተሳተፉ።

  • ቀዳመይ 1ደረጃ : ጀመርቲ ወይ መለማመዲ ናይ ስራሕ ወይ 'ስታጅ 'ምድላይ
  • 2 ደረጃ : ናይ ምድላይ መርባብ ሓበሬታ ምዝርጋሕ
  • 3 ደረጃ : ን ተወዳደርቲ ንምዃን ዘኽእልለኩም ነገራት ምድላው

- ኣሰነይቲን ኣበራታዕቲን ነገራት :

  • ብሳላ ለንታውያን ኣገልገልቲ ብምርኻብ፣ ናይ ስራሕ ዓለም ክውኑነት ናይ ፈረንሳ ፣ ኣገባባት ምድላይ ስራሕን ምፍላጥን ፣ምልላይ ምስ ትካላትን ፣ ናብኡ ንምብጻሕ እትዳለውሉ ነገራትን ምፍልጥ ....
  • ብ ሞያንያን ፈረንሳውያን፣ መምህራን ናይ ስራሕ ዓለም ርዳኢት ከም ዝዓቢ ምግባር
  • ምእንቲ ኣብ ነብስኹም ክትተኣማመኑ፣ ናይ ውልቂ 'ኮች' ወይ ኣሰልጣኒ ምርካብ : , ብቕዓትኩም ብግቡእ ምግላጽ፣ ኣሰራርሓ እተን ትካላት፣ ኣብ ምድላይ ዓውደ ስራሕ ምፍላጥ
  • ዝተፈላለየ ናይ ስራሕ ሞዱል ወይ ኮዳት ንምፍላጥ፣ ኣብ ዝግበር ፣ ጠቓሚ ምኽሪ ዘለዎ ዎርክሾፓት፣ ብጉጅለ ምስታፍ

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብኸመይ ሓደ CV ንሓጾ ? ብኸመይ ከም ምስ ናይ ፈረንሳ ኮድ ነሰማምዖ ?

ኣብ ምድላይ ስራሕ ኣለኹም ? ብኸመይ በብመድረኩ ከም ኣትኸዱ ትፈልጡ ዶ ?

ምስ ናይ መጻኢ ስራሕኩም፣ ብከመይ መርበብ ከም እትራኸቡ ትፈልጡ ዶ ?

ምስ ትካልና ብምርኻብ፣ ምኽሪ ናይ ወለንተኛታትና፣ ኣብ ምድላይ ስራሕ ዝኽግዘኩም ምኽሪ ርኸቡ።

+ ክከም ኣሰራርሓ ናይ ኣሰነይኹም፣ ናይ ክትትልን ናይ ቋንቋ ፈረንሳ መደብ ርኸቡ

ከመይ ንገብሮ?

ብምድዋል 07 82 45 44 06 ተመዝገቡ.

ናብ contact@yoonfrance.com ተመዝገቡ

ኣብ ላዕሊ ገጽ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
nawal ghandournawal ghandourተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
walachwalachተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
yoon franceyoon franceኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ