Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ባህላዊ ማእከል 'ል ቦርልይ' les Bourrely

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1

ዋጋ

6€ ሓንሳብ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 10 ወርሒ
ዝርከበሉ መዓልቲዓርብ

ቋንቋ ናይ ፈረንሳ ስልጠና ምውሳድ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

እንታዩ’ዩ ?

ወትሩ ዓርቢን ኣብ ባህላዊ ማእከል ናይ ማእከል Bourrely ኣብ ማርሰይ፣ Marseille ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠናታት :

- 9h ክሳብ 11h : ናይ ስልጠና ናይ ቃል ብቓል ምዝርራብ ልምምዳት

- 14h-ክሳብ 6h : ምንባብን መድደብ ፈረንሳ

i ንምፍላጡ ኣገዳሲ፣ :ከምኡ እውን ዝተፈላለየ መደባት ዳህሳስ ናይ መሰል ኣገዳሲ ምስ ዝኸውን ሓበሬታ ምርካብን ፣ ኣብ ናይ ምምሕዳር ስልጠና ሓገዝ ምርካብ፣ : ወትሩ ሰኑይ ሰኑይ ካብ ሰዓታት 9h ክሳብ 12h. ምርካብ ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ን ኹሉ ፈረንሳ፣ ክዛረብ ክጽሕፍን ፣ከንብብን ንዝብህግ ሰብ ክንምህር ድሉዋት ኢና

እዚ መደብ እዚ፣ ካልኦት ሰባት ናይ ምልላይ ዕድል ይህብ

ሰኑይ፣ብቐጻሊ ኣብ ናይ መሰላት ዘተኮረ (ካብ 9h ክሳብ 12h) ኣስተምህሮ ዝተሓዝአ እዩ

ከመይ ንገብሮ?

ኣብ ማሕበራዊ ናይ ማሕበራዊ ህይወት፣ ናይ Bourrely : 34 Avenue du Vallon Dol, 13015 Marseille ምጹና

እቲ ማእከል፣ ኣብ መርበብ፣ ናይ RTM : መስመር ኣውቶቡሳት bus 96, 97 et B2, ስቴሽን Vallon Dol

  • Hናይ ስራሕ ሰዓታት ናይቲ ማዕከል : ካብ ሰኑይ ናይ ዓርቢ፣ ካብ 9h ሰዓት 12h ከምኡ እውን ናይ 14h ክሳብ 18h
  • ሰዓታት፣ ናይ ትምህርቲ ቋንቋ ዓርቢ ካብ 9h ክሳን 11h ከምኡ ክሳብ 14h ናብ 16
  • ሰዓታት ናይ ፍልጠይን ናይ ሕጊ : ሰኑይ ካብ 9h ክሳብ 12h

ደውሉልና 04.91.20.20.58

ኣብ ላዕሊ ገጽ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
noornoorተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
дана турыгинадана турыгинаተርጓሚ/ሚት
mariammariamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
i.synyva@yahoo.comi.synyva@yahoo.comተርጓሚ/ሚት
centre social bourrely - ligue de l'enseignement fail13centre social bourrely - ligue de l'enseignement fail13ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ