Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ዶ DUO ን JOB ጆብ (ኣብ ከተማ ማርሰይ)

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 6 ወርሒ

ኣብ ስራሕ ምርካን ደገፍ ወይ ኣሰናነት ምርካብ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

እንታዩ’ዩ ?

ስራሕ ትደልዩ ኣለኹም ? ግን እንታይ ከም እትገብርን ብከመይ ከም ትጅምሮን ዶ ሓርቢቱካ፣ ስለዚ ናይ ሰብ ሞያ ምኽሪን ሓገዝን ከ የድልየካ ዶ ?

DUO fን ስራሕ JOB ብዘለዎ ናይ ስራሕ ምስናይ ክእለትን ሜላን ሓገዝ ክሰብሉ :

  • ብዙሕ ክእለት ዘለዎም ሞያውያን ክትረክብ ኢኻ
  • ሓደ ስራሕ ወይ ናይ ስልጠና ቦታ ክረኽቡልካ ይኽእሉ ይኾኑ
  • ቂጸራ 2 ሰዓታት ኣኣብ ሰሙን ን6 ኣኣዋርሕ

ንበጻ እዩ፣, ብቁዕን ሞያዊን

ንምንታይከ የዘገድስ?

እቶም ዘሰንይኹም : ስልጠና ? ስራሕ ? ኣበየናይ ዓውዲ ?

ዝብሉ እቶታት ኣብ ምምላስ ብዕቱብ ክትሰርሑ ከሰንይኹም እዮም !

እቶም ኣሰነይትኹም CV, ንመድለዪ ስራሕ ዝኾነኩም ናይ ተበግሶ ደብዳቤ፣ ሓድሽ ብቕዓት ከም እተጥርዩ ክገብርኹም እዮም። :ናይ ስራሕ ምልክታታት ኣበይ ይወጽኡ ይሕብሩን፣ መርበብ ምምዕባል ወሳኒ ተራ ይጻወቱን፣ ሓፈሻዊ ኣፍልጦ ምክዕባት ወዘተ ከም ክትከስቡ ይገብርኹም ።

Ton mentor peut t'aider à identifier tes compétences.

Il fera les démarches avec toi pour t'aider à devenir autonome dans tes recherches.

ከመይ ንገብሮ?

ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብ ወብሳይትና ተወከሱ le site internet.

ብዘይ ዳውንሎድ እዩ ኣዝዩ ቀሊል ወብሳይት

ብ: 07 52 08 99 38

ኣብ ላዕሊ ገጽ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
noornoorተርጓሚ/ሚት
youyouተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
tgtgተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
duo for a job (marseille)duo for a job (marseille)ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ