Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ሱፐዲክሽን SUPEDUCATION

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1, A2, B1, B2, C1

ዋጋ

30€ ናይ ወርሒ

ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ኦን ላይን ብቐጥታ ምምሃር

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 7 mois

እንታዩ’ዩ ?

ስልጠና ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ኦን ላይን እዩ

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኩሉ መዓልቲ ፣ ብ ቪድዮኮንፈረንስ ዝተዳለወ ብ ሞያውያንን፣ ወለንተኛታት፣ ክኢላታት ቋንቋ ፈረንሳ፣ ቋንቋ ፈረንሳ ንኽትመልኩ ይሕግዝ ትምህርቲ ይወሃብ።

እቲ ኣብኡ ዝወሃብ ስልጠና ምስ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ብምውህሃድ ዝወሃብን ምስ ሃገራዊ መደባት ዝተወሃሃደን ሃገራዊ ተቀባልነት ዘለዎን እዩ

ኣባል ብምዃንካ፡ ብ€30 ኣብ ወርሒ፡ ኣብ ኩሉ ናይ ቪድዮ ኮንፈረንስ መደባትና ምስ ተወለድቲ ወለንተኛታት ክትሳተፍ ትኽእል ኢኻ።

ኣብቲ መደብ፣ French Corners ካብ መላእ ዓለም ዝመጽኡ ሰባትን ፣ ከምኡ'ውን ሓያሎ ወለንተኛታት ፈረንሳውያን ክትረኽቡ ኢኹም።

እንተድደኣ ፈለምቲ ኴይንኩም ፣ ብ ሓገዝዝ ናይ ቋንቋኹም ማለት፣ እንግሊዝ፣ ዓረብ ኡክሬንያን እስፔይን ብ ቀሊሉ ናብ ፈረንሳ ከም እትትርጎመልኩም ብምግባር ቋንቋ ፈረንሳ ንምምዕባል ንሕግዘኩም።

ኣካል ናይቲ SupEducation ማሕበረሰብ ምዃንካ ምስ ካልኦት ካብ መላእ ዓለም ዝመጹ ተማሃሮ ክትራኸብ የኽእለካ።

ሓደ ሰብ ወይ ትካል ምጉዳል ግብሪ ብቑዕ ዝኾነ ድሕሪ ምጉዳል ግብሪ €5 ጥራይ ብምውፋይ ናይ ሓደ ወርሒ ኣበርክቶ ክምውለልካ ይኽእል።

ናይ ኢንተርኔት ሳይት : https://supeducation.org/

ከመይ ንገብሮ?

ኣባል ብምዃንካ፡ ብ€30 ኣብ ወርሒ፡ ኣብ ኩሉ ናይ ቪድዮ ኮንፈረንስ መደባትና ምስ ተወለድቲ ወለንተኛታት ክትሳተፍ ትኽእል ኢኻ።

ምዝገባ ኣብ መርበብ ሓበሬታና፡ https://supeducation.org/

ኣብ ገጽና https://supeducation.org/donate ኣብቲ መርበብ ሓበሬታ፡ ሓደ ሰብ ወይ ትካል ምጉዳል ግብሪ ብቑዕ ዝኾነ ንሓደ ስደተኛ ናይ ሓደ ወርሒ ኣበርክቶ ድሕሪ ምጉዳል ግብሪ €5 ጥራይ ብምውፋይ ክምውል ይኽእል።

እቲ ዝተረፈ ድማ ማሕበር ይሽፍኖ።

እቲ ትካል ወይ ሰብ ነቲ ምጉዳል ግብሪ ብቑዕ እንተዘይኮይኑ፡ እቲ ወፈያ €15 ክኸውን ኣለዎ።

ኣብ ላዕሊ ገጽ
ብ ሊንክ ወይ ፈለግ ሼር ግበሩዎ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
nounouተርጓሚ/ሚት
mariammariamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
cguyot001cguyot001ተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
mariamariaተርጓሚ/ሚት
supeducationsupeducationተርጓሚ/ሚት