Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ ማሕበር l'association Parabole

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

ብነጻ

ኣበይ ?

ናይ ቤት ፍርዲ ዝምልከት ጉዳያት ሓገዝ ምርካብ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

እንታዩ’ዩ ?

  • ሓበሬታ ን ስደተኛታ ፣ ኣብ መስርሕ ምሕታት ዑቕባ ከም ( ምርካብ ጠባቓ) ከምኡ እውን ኣብ ኢንተርነትን ን ብቴለፎንን ብኣካልን ሓበሬታ ንምርካብ
  • ከምኡ ኣውን ኣብ ናይ ምምሕዳር ጉዳያቶም፣(ደብዳቤታት ምጽሓፍ ምምላስ ወዘተ ) ዝዓለመ ሓገዝ ምሃብ
  • ኣብቲ ቦታ ዘሎ ኮምፑተር ናይ ምጥቃም ዕድል ምሃብ

i ኣገዳሲ ሓብሬታ : እቶም ወለንታኛታት ን ቋንቋታት ፈረንሳ፣ ዩክሬንያ፣ እንግሊዝ ራሻን ፖላንድን ፣ ን ከገልግልኹም ድልዋት እዮም .

ንምንታይከ የዘገድስ?

ነተኦም ተጠቀምቲ ናይቲ ኣገልግሎት፣ እቶም ወለንተኛታት፣ ምስ እቶም ስደተኛታት ብምርኻብ ፣ መፍትሒ ንምርካብ ይጽዕሩ፣ ከምኡ እውን ምስ ካልኦት ትካላት ከም ንተሓባበር ክንገልጸልኩል ንፈቱ

ንሕና ብፍላይ ምስ ፣ ናይ ምሕታት ዑቕባ ስተኣሳሰር ጉዳያት ኢና ንሰርሕ

ከመይ ንገብሮ?

  • ኣብ 26, rue de la Solidarité, Paris 19ème.ቤት ጽሕፈትና ክፉት እዩ ሰሉስን ሓሙስን ዓርቢን ኣብ መንጎ 10hን18h.
  • ብ ቴለፎን +33687203435 et +33684873659.
  • ብ ኢመይል : parabole.asso@gmail.com.
ኣብ ላዕሊ ገጽ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
youyouተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
nikisnikisተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
iegoriegorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
paraboleparaboleኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ