ኣብ ኢሰር Isère ንኽትጣየሱ ምኽጋዝ
ምስ ብ ቕባል ስደተኛ ኣብ ቫልስ ዱ ዶልፋ Vals du Dauphiné

ኣብ ኢሰር Isère ንኽትጣየሱ ምኽጋዝ

ምስ 
ብ ቕባል ስደተኛ ኣብ ቫልስ ዱ ዶልፋ Vals du Dauphiné

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ2 août 2022

እንታይ ኢዩ?

ቀጸራወትሩ 2 ይ ሰኑይ ናይ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ፣ ን ኣብ La Tour du Pin. ዝመጽኡ ኩሎም ስደተኛታት

እዚ አለንታዊ ማሕበር ኣብዞም ዝስዕቡ ጉዳያት ኣገልግሎይ ትህብ:

  • ናይ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ምስላጥን፣ብዛዕብኡ ርድኢት ምሕዳርን ምግላጽን
  • ምርካብን ናብ ሓድሳ ገዛ ምግዕዓዝን
  • CV, ምምሕያስን ምምዕባልን
  • ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና ምውሳድ
  • ኣብ መዝገባ ቆልዑ፣ ካልእን ምሕጋዝ ...

ኣብ እዚ ማሕበር እዚ ማለት "Accueil Réfugiés Vals du Dauphiné", ብ ቐጥታ ብምምጻእ ናይ ምስላይን ምስናይን መደብ ምሕታት ይከኣል እዩ።

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

38 - Isère

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

38 - Isère

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ኣብ ማሕበራዊ ኩነት ምሕጋዝ

እዚ ናይ ማሕበርና ኣሳላዪነት ን ወረቀት ዘለዎም ስደተኛታት ዝምልከት ኮይኑ (ኣብ ምድላይ ስራሕ፣ ገዛ፣ናይ ደብዳቤታት ምጽፋፍን ካልእ፣ ) ከምኡ እውን ኣብ ማሕበራዊ ህይወት ኣገደስቲ ዝኾኑ ጉዳያት ምኽሪ ምሃብ ይነጥፍ።

ምስ ሓደድስቲ ሰባት ምርኻብ

...ከምኡ እውን ምስ ኣብ እቲ ዞባ ዘለዋ፣ ማሕበራት ምልላይ

ብሳላ እዚ ማሕበር እዚ፣ ምስ ዝተፈላለዩ ኣባላት፣ ቤተሰብ ወይ ሰብ ሞያን ወለንተኛታት ናይ ምርኻብ ዕድል የርሑ።

ተመክሮ ዘለዎ ማሕበር

እቲ መሕበር ድሮ 10 ቤተሰብ ኣብ መብጎኡም ድማ ን 4 ኣብ ከተማ ከተማ La Tour du Pin ኣብ ካልእ ከባቢን ፣ ኣብ ምጥያስ ሓጊዙ ኣሎ

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ምስ ማሕበርና ተራኸቡ

  • ምስ እቶም ወለንተኛታት ንምርኻብ ኣብ

ግዜ :ካላይ ሰሙን ነፍስወከፍ ሰኑይ ናይ ሓዳሽ ወርሒ

ኣድራሻና : ኣብ ኣዳራሽ salle Gambetta ናይ La Tour du Pin ኣብ 38110, passage Romain Bouquet ( ኣብ ከባቢ maison des syndicats, ኣብ ጣቓ ላፖስት ዘላ መገዲ ኣጋር

  • ኢመይልና

: refugies.vdd@gmail.com

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
1 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
10እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
ARVDD

Accueil Réfugiés Vals du Dauphiné