Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ስልጠና ቋንቋ ን ወጻእተኛታት

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1, A2, B1, B2

ዋጋ

360€ ሓንሳብ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜኣብ መንጎ 3 ን 6 ዘሎ ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎትኽኽል 1 heure ኣብ ሰሙን

ኣበይ ?

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

እንታዩ’ዩ ?

ኮርስ ቋንቋ ፈረንሳ ብ ነኣሽቱ ጉጅለታት ን ወጻእተኛታት ' ኒመስ ጋርድ' Nîmes (Gard).

3 ደረጃታት :

  • A1 ፈለምቲ (ጉጅለ ክሳብ 5 ሰባት )
  • A2 ካልኣት ደረጃ ፈለምቲ (ጉጅለ 5 ሰባት)
  • B1-B2 (ኣብዚ ጉጅለ 10 ሰባት)

i ኣገዳሲ ሓበሬታ : 1:30 ሰዓት ኣብ ሰሙን፣ ካብ መስከረም ክሳብ ሰነ.

ን ኣቐዲሞም ቋንቋ ፈረንሳ ዘይዛረቡ ሃገራት ንዝመጽኡ፣ ንጡፋት ፣ ኣብ ምስላይ ስራሕ ዝተመዝገቡን ምስ ዝኾኑ ፣ ተበግሶ ዘለዎም፣ እንተኾይኖም ይምረጽ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ማሕበርና ፣ ናይ 20 ዓመታት ተመክሮ ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ፣ ብቕዓት ዘዋህለለ እዩ

እዚ ማሕበር labélisée Qualiopi.ማለት እቲ ስልተና ብ (CPF) ክኽፈል ይኽእል እዩ።.

ኮርስ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ እናወሰድኩም ፣ ምስ ደቂ እታ ከተማ ተላለዩ

ከመይ ንገብሮ?

  • እመኢል : info@maison-europe-nimes.eu
  • ቴለፎን : 04 66 21 77 50
ኣብ ላዕሊ ገጽ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
youyouተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
tgtgተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
sitora abdullaevasitora abdullaevaተርጓሚ/ሚት
mde30mde30ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ