Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ፓርለ ዶት ርፋ PARLERA.FR

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

ብነጻ

ስልጠና ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ኦቨርገነ ሮነ ኣልፕ Auvergne-Rhône-Alpes

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

እንታዩ’ዩ ?

እኣቲ ዝርዝራት ድማ ኣብ፣ ሓበሬትኡ ንኣብነት ኣብ ፣ኮርሳት ቋንቋ ፈተንሳ ጥራይን ፣ ፈተና ዝህባ ማሕበራትን ፣ ኣብ ዞባ Auvergne-Rhône-Alpes. እንመን ምዃነን ፣
ሕበሬታ ዝህብ እዩ ።


ሓደ ናይ ኢንተርኔት ገጽ ምስ፣

  • ናይ ቋንቋ ትምህርቲ ሓበሬታት ናይ ነፍስ ወከፍ ደፓርንመንት ንምርካብ "trouver une formation près de chez vous ") ኣብዚ ጠውቑ
  • ናይ ፈተና ማእእከላት ዝብሃ ማእከላት ንኣብነት (DELF, DCL, TCF, TEF...) ናይቲ ደፓርትመንት ንምርካብ (ኣብዚ ጠውቑ "trouver un centre d'examen près de chez vous ")
  • ናይ ኢንተርኔት ሳይት ናይ ወለንተኛታ ምስ እትደልዩ (ኣብዚ ጠውቑ "accompagner une personne ")
  • ዝርዝራት ናይዝለዓለ ብቕዓት ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኣተኲረን ዝሰርሓ ንምፍላጥ (ኣብዚ ተውቑ "CRI en régions ")

እዚ ምዕከል ሓበሬታ ናይ ዞባ Auvergne-Rhône-Alpes ብ ማእከል illettrisme ከምኡ ውን ALF Auvergne. ዝተበገሰ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ ዞባ Auvergne-Rhône-Alpes ማለት ኣብ ( ኣኢን Ain, ኣይ Allier, ኣርደሀ Ardèche, ሰንትራልCantal, ድሮምDrôme, ኢሰር Isère, ልዋርLoire, ሁት ልዋርHaute-Loire, ፑይ ልዋር Puy-de-Dôme, ሮን Rhône, ሳቮኤSavoie, ሁት ሳቭዋ Haute-Savoie) ከከም ኣድላይነቱ ንሓበሬታ የቐምጥ።

  • ቋንቋ ፍረንሳ ን መዓልታዊ ናብራን ንስራሕን
  • ንምጽሓፍ ምምሃር (መሃይምነት) ፈለማ ቋንቋን ን ወጻእተኛታት (ካብ ደረጃ A1)
  • ተኻሎታት ናይ OFII, ትምህርታት ምሕላፍን ነይ ስራኽ ምዕባሌ ምርኣይን ...
  • ስልተና ናይ መዓልቲ ወይ ምሸት ኣብ ወይ ኣውን / ናይ ቀዳም ምክትታል

እዚ ፍሉይ ናይ ፣ማሕበራዊ ምጥያስን ሓበሬታን ዝኾነ መደብ እ ፣ ነቶም ስለጠንቲ ን ትምህርቲ ምስልጣንን ምስ ወለነኛታት ምስናይ ኣብ / ማሕበራዊ ምትሕግጋዝ ዘተኮረ

  • ምእንቲ ኣብ ምስልጣን ኣባጽሕ ሰባት ዝበለጸ ትድኢት ክህሉ ምግባር
  • ምእንቱቲናይ ቋንቋ ፈረንሳ ጸገም ዘለዎም ሰባት፣ መሰረታዊ ኣፍልጦ ንኽረኽቡ ሓበሬታት ሓገዝን ምሃብ

ከመይ ንገብሮ?

ኣብ ሳይት "Trouver une formation près de chez vous" ወይ ገጽ "Trouver un centre d'examen près de chez vous",

> እቲ ዘድልየኩም ሓበሬታ ምረጹ

> ኣብ እቲ ካርታ ጠውቁ

> ነቶም ኣብ ኣከባቢኹም ዘለዉ ናይ ማሕበራት /ወይ ናይ ፈተና ማእከላት ርኸቡ

ኣብ ላዕሊ ገጽ

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
youyouተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
gitorogitoroተርጓሚ/ሚት
evan landryevan landryተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
eugeniaeugeniaተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
olena358olena358ተርጓሚ/ሚት
danagreendanagreenተርጓሚ/ሚት
equipe afiequipe afiኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ